Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኮንጎ  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኮንጎ  ዴኒስ ሳሶ ንጉዌሶ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣቀባብላ ገይረናሎም። ብመራኦል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናሲዮ ሉላ ዳ ሲልቫ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስካጥ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ሉዊዝ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ብመራኦል ከድር…

ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ 49 ሃገራት ከምዝሳተፋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ክሳብ ሕዚ 49 ሃገራት ከምዝሳተፋ ምርግጋፀን ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ግልጋሎት ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…

ሓላፊ ሎጂስቲክስን ዘፈር ፖለቲካን ሸኔ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ገመዳ ዱጎ ኢዱ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ሓላፊ ሎጂስቲክስን ዘፈር ፖለቲካን ሸኔ ዝነበረ ገመዳ ዱጎ ወይ እውን ብቕፅል ሽሙ ሎንግ ኢዱ ሂቡ። ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂን ከባቢኡን እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ጉጅለ ሸኔ ሰራዊት ምክልኻል እናወሰዶ ብዝርከብ ዝተዋደደ ወታደራዊ…

ፕሬዚዳንት ብራዚል  ኣብ ሙዚየን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ  መስ ቀዳማዊት እመቤት ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ብምዃን ኣብ ሙዚየን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ሙዚየም ሕቑፊ ዕንበባ መንባሮም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየን ገሊፀን።…

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ ኩለ መዳይ ርክብ ኣድላይነት ዝጠመተ ዘተ ከምዘካየዱ ተገሊፁ። ኣብ ኣጎዋ፣ ኢትዮጵያ…

ፕሬዚዳንታት ርዋንዳን ኬፕ ቨርዴን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜን ፕሬዚዳንት ኬፕ ቨርዴ ጆሴ ማሪያ ፔሬራ ኔቬስን ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፕሬዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ…

መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ወጋሕታ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ÷ "ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ሕይወት ዘበን፣ ፅሬትን ግቡእነት…

መራሕቲ ሃገራት ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣብ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም። ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ…