Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዝተሸለሙዎ ሽልማት ኣግሪኮላ ውፅኢት ተምሳሌታዊ ኣወሃህባ ኣመራርሓ ኢዩ – ኤምባሲ ቻይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ዘበርከተሎም ሽልማት ኣግሪኮላ ውፅኢት ተምሳሌታዊ ምሃብ ኣመራርሓ ከምዝኾነ ምክትል ሓላፊ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሺን ቺንሚን ተዛሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቀረባ…
በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ፍቓድ ምሃብ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ 4 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ፍቓድ ምሃብ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ብሩክ ታዬ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ትካል ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ንባዕሉ ኣብምውዳብ ማዕቐፍ…
ካብ ሃገር ክወፅእ ዝነበረ 30 መርሚል ነዳዲ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅእ ዝነበረ 30 መርሚል ነዳዲ ምስተሸከርካሪኡ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ፡፡
መበገሲኡ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞን ኣፍዴር ዶሎ ባይ ዝገበረ እቲ ነዳዲ ናብ ሶማሊያ ጁባላንድ ዶብ ጌደወይኒ ሓሊፉ ክሳገር እንትፍትን ኣብቲ ቦታ ግቡኡ…
ዘፈር ባህሊ ህንፀፅ ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅሙኡ ይግምግም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ባህሊ ህንፀፅ ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሽዱሽተ ወርሒ ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ይግምግም ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ተወከልቲ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማን እቲ ፓርቲ፣ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ እቲ ዓውዲ ዘቕርቡ እንትኾኑ ኣብዚ ጉዳይ ሓበራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ሪያን ማኪነርኒ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኩባንያ ቪዛ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስራሕ ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣፈፃፅማ ባንኪ ልምዓት ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ መጀመሪያ መንፈቕ ዓመት እዚ በጀት ዓመት ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡
ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ ባንኪ÷ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ተፀዋዕቲ ትካላት ትሕዝቶን ምምሕዳርን…
ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ዝኾነ መሬት ስራሕቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ከምዝውገን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ዝኾነ መሬት ስራሕቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ከምዝውገን ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣብ ኩለን ክልላት ከምዝውገንን ክሳብ ሕዚ ድማ ዝተወሰና ክልላት…
ን40 ሺሕ ኣረጋውያን ሕክምና ዓይኒ ከምዝወሃብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሎሚ መዓለወቲ ጀሚሩ ክሳብ 28 ለካቲት 2016 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኢትዮጵያ ን40 ሺሕ ኣረጋውያን ናፃ ሕክምና ዓይኒ ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትነዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴርን ዓለም ለኸ ፋውንዴሽን ኣልባሳርን…
ሰነ ስርዓት ርኽክብ ሳይት ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርግሐን ግድብ ገረብሰገን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ኲናት ብ830 ሚልየን ብር ንክህነፅ ተተሊሙ 12 ምኢታዊ ምስ በፅሕ ዝተቛረፀ ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርገሐን ፕሮጀክት ግድብ ገረብ ሰገን መሊስካ ንምጅማር ዘኽእል ስነ ሰርዓት ርኽክብ ሳይት ተሳሊጡ።
እቲ ስነ ስርዓት ኣብ መንጎ ቢሮ ማይሃፍቲ…
ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ኣለዋ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ከምዘለዋ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዲፕሎማሲ ብዝምልከት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቕረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም።
ኣብ…