Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተቐበሉ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ።
ሎሚ መዓልቲ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ እቶም ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ድሙቕ ኣቀባብላ…
መበል ራብዓይ ውድድር ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ መጠን ሽልማት ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ውድድር ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ መጠን ሽልማት ሎሚ መዓልቲ ከምዝጅምር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣፍሊጡ።
እቲ ውድድር፥ ተዓወትቲ ምዕራፍ 13፣ ምዕራፍ 14ን ምዕራፍ 15ን ፋና ላምሮት…
ሰላምን ድሕንነትን ብዘተኣማምን ኩነታት ንምሕላው ብትልሚ እናተመርሐ ተግባራት ፀፅታ እናወገነ ምዃኑ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ሃገር ብዘተኣማምን ኩነታት ንምሕላው ብትልሚ እናተመርሐ ተግባራት ፀፅታ እናወገነ ከምዝኾነ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ
እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ÷ መበል 37…
ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሓበሬታ ንኽበፅሖም ምስ ኤምባሲታት ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሓበሬታ ንኽበፅሖም ምስ ኤምባሲታትን ቤት ፅሕፈት ቆንስላታትን እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ዝገበሩዎ ሃገራዊ ፃውዒት÷ ኣብ…
ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣቦ መንበር ኮንግረስ ምምሕዳር ቻይናዊት ከተማ ቾንቺን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣቦ መንበር ኮንግረስ ምምሕዳር ቻይናዊት ከተማ ዣዎ ሺቺንግ ክልተኣዊ ርክብ ኣብ ዝጠናኸረሉ ኩነታት ጠሚተን ተዛቲየን፡፡
ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ዣዎ ሺቺንግን ልኡኾምን ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዙሓት…
ሕብረተሰብ ኣብ ቅነ በዓላት ክፍፀሙ ዝኽእሉ ገበናት ንባዕሉ ክከላኸል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ በዓላት ክፍፀሙ ካብ ዝኽእሉ ገበናት ምጭብርባርን ምትላልን ንባዕሉ ክከላኸል ከምዝግባእ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቅነ በዓላት ኩሉ ናይ ገዝኡ ዓቕሚ ኣብ ግምት ዘእተወ ዕድጊት ምፍፃሙ ዝተለመደ ተግባር ኢዩ፡፡
ኣብ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዝቕፅል በዓል ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም 225 መኣዲ ኣካፊሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝቕፅል በዓል ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም 225 ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን እቲ ቤት ፅሕፈት ንዘዕብዮም መዕበዪ ዘይብሎም ህፃናት መኣዲ ኣካፊሎም።
ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉ ተምሃሮ ንምፍራይ ምስራሕ የድሊ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ተምሃሮ ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉሉ ኮይኑ ክሕንፀፅ ከምዘለዎ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣተሓሳሲቦም።
ሚኒስቴር ትምህቲ "ኣብ ስርዓተ ትምህርት እንታይ ዓይነት ትውልዲ ንህነፅ" ብዝብል ርእሲ ምስ…
ልዕሊ 2 ቢልየን ፈልሲ ቡን፣ ልዕሊ ፍርቂ ቢልየን ፍረምረን ልዕሊ 400 ሚልየን ተኽሊ ሻሂን ምድላው ተጀሚሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 2 ቢልየን ፈልሲ ቡን፣ ልዕሊ ፍርቂ ቢልየን ፍረምረን ልዕሊ 400 ሚልየን ተኽሊ ሻሂን ምድላው ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ትፅቢት ዝግበረሉ 4ይ ውድድር ድምፂ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኹ ብልዑል መጠን ሽልማት ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትፅቢት ዝግበረሉ 4ይ ውድድር ድምፂ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኹ ብልዑል መጠን ሽልማት ፅባሕ ድሮ በዓል ልደት ብቐጥታ ፈነወ ከምዝጅመር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣፍሊጡ።
እቲ ውድድር÷ ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 13፣…