Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ ስነ ሰርዓት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተሳለጠ ዝቐነየ መበል 88 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ።
እቲ በዓል፥ “ብመስዋእትነት ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 20 ሕዳር 2016…
ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ዓቕሚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ዓቕሚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም።
መበል 88 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ “ብመስዋእትነት ሃገር ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 20 ሕዳር…
ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዋልታ ዝኾነ ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ኣለና-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዋልታ ዝኾነ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ኣለና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራተጨዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ ሞኪንናት ሓይሊ ኣየር መበል 88 ዓመት በዓል…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንገስታት(ውሕመ) ፊሊፖ ግራንዴ ኣብ ጄኔቫ ዘቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥ ልዕሊ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ኣብ ዝነብሩላ ኢትዮጵያ ናብራ…
ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ስራሕ ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ስራሕ ኣሳሊጦም።
እቶም ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ትማሊ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘህነፆ መሰረተ ልምዓት ውግእ ከምኡውን ዓቕሚ ዕጥቂ ክብ ንምባል…
ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም።
እቲ ልኡኽ ብዳይሬክተር ንግዲ፤ ኢንቨስትመንትን ግብርናን ኣምባሳደር ኣሌክስ ጂያኮሜሊ ዝተመርሐ ኢዩ ተባሂሉ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ…
ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ብዘላቒነት ተወዳዳሪ ንምዃን ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂ ብቐፃልነት ምህናፅ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ብዘላቒነት ተወዳዳሪ ንምዃን ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂ ብቐፃልነት ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ጌታቸው መንግስቴ ተዛሪቦም።
ጎኒ ንጎኒ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተኸፈተ ፈላማይ ኤክስፖ…
“ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ጀኔራል ኣበባው ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ክብሉ ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም።
መበል 88 ዓመት ናይ ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ መድረኽ ፓናል ኣብ…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ መኮንናት ሓይሊ ኣየር እንትበፅሑ…
ኢትዮጵያ ናብራ ስደተኛታትን ተቐባሊ ማሕበረሰብን ንምምሕያሽ ምስርሓ ክትቅፅል ኢያ- ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብራ ስደተኛታትን ተቐባሊ ማሕበረሰብን ንምምሕያሽ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ምስርሓ ክትቅፅል ኢያ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ፥ ብምትሕብባር መንግስቲ ኢትዮጵያን…