Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ጉጅለ 77ን ቻይናን ትሳተፍ ኣላ፡፡
እቲ ጉባኤ ኣንግዲ፣ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት፣ ዘላቒ ልምዓት፣ ክሌማዊ ለውጢ፣ ምንካይ ድኽነትን ዲጂታል ኢኮኖሚን…
ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዞን ወረዳ ጡሎ ከተማ ደበሶ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ።
በቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ካልኦት ሓሙሽተ ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል ከመዘጋጠሞም ሓላፊ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ከተማ ማይጨው ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለየ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ክቕፅል ንምግባር ኣባላት ፀፅታን ድሕንነትን ብቆራፅነት ክሰርሑ ይግባእ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ክቕፅል ንምግባር ኣባላት ፀፅታን ድሕንነትን ብቆራፅነት ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ…
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኣብ ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይ ዲጋላ-ጅቡቲ ዶብ ተሳጋሪ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ( ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይ ዲጋላ-ጅቡቲ ዶብ ተሳጋሪ ዑደት ገይሮም።
ኣብ እዋን እቲ ዑደት ሓላፊ ቆንስላ ጅቡቲ ኣብ ድሬዳዋ ሙሴ ሃጂ ጃማ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ማይን ሳኒቴሽንን ኣምባሳደር…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሶም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ልኡኾምን ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን÷ ኣብ ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣምሪሖም ከምዝነበሩ ይፍለጥ፡፡…
7 ኣባላት ዘለዉዎ ጉጅለ ገበን ስርቂ “ሿሿ” ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ብተሽከርካሪት ብምንቅስቓስ ብልምዲ “ሿሿ" እናተብሃለ ዝፅዋዕ ገበን ስርቂ እናፈፀሙ ዝነበሩ ሸውዓተ ኣባላት ዘለዉዎ ጉጅለ ገበን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ኣባላት እቲ ጉጅለ ምርመራ እናተፃረየ ምዃኑ…
ኣብ ጃንሜዳ በዓል ምፍናው ታቦት ብድምቀት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ በዓል ምፍናው ታቦት መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናንን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡
ካብ ዝተፈላለያ ደብሪታት ዝተበገሱ ታቦታት ናብ ዝተሰናደአሎም መዕረፊ ጃንሜዳ በፂሖም።
ኣብ ኣከባብራ እቲ በዓል÷…
በዓል ምፍናው ታቦት ኣብ ከተማ ባቱ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምፍናው ታቦት ኣብ ከተማ ባቱ ደሴታት ደምበል ተኸቢሩ፡፡
ኣብተን ደሴታት ዝርከብ ታቦት ገሊላ ካህናት ሰማይ ተክለ ሃይማኖትን ኣብ ደሴት ደብረ ሲና ትርከብ ገዳም ቅድስት ማርያም ታቦትን ምስ ገዳም ጫሳ ቅዱስ ሚካኤል ብምዃን ኣብቲ ባሕሪ ጥምቀት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሲሪላንካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ምስ ፕሬዚዳንት ሲሪላንካ ራኒል ዊከርሜሲንጌ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እተን ሃገራት ክልተኣዊ ርክብ…