Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን ዝቐርብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዘዳምፅ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪላ ዝተሳተፉ መራሕቲን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ዝተፈላለያ ሃገራት ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ።
ብመሰረት እዚ መራሕቲ ጋና፣ ብሩንዲን ዚምባቡዌን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ናይ ክብሪ ምፍናው…
ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ በዓል መዚ ሲቪል አቪየሽን ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ እንዳለ ኣሰፋ፥ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ኢትዮጵያ ሀንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ይካየዱ…
ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ሎሚ መዓከልቲ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪፊካ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም።
ሓፈሻዊ ፕሮግራም ልምዓት ግብርና ኣፍሪካ ንትራንስፎርሜሽን፣ ሃፍቲ ፈጠራ፣ ውሕስነት ምግብን ቀረብ ዝተመጣጠነ መግብን፣ ምዕባለ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ታንዛኒያን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ሓስንን ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሴኬዲን ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳይት ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ምረቓ ሓወልቲ ዝኽሪ ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ጁሊየስ ኔሬሬ ተሳቲፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ኣብ ምረቓ ሓወልቲ ዝኽሪ ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ጁሊየስ ኔሬሬ ተሳቲፎም።
ተቃላሳይ ናፅነትን ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያን ጁሊየስ ኔሬሬ ኣብ ቅሪ ሕብረት ኣፍሪካ…
ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ ምግባር መሰለን ፈሊጠንን ኣኽቢረንን ብናፅነት ክነብራ ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ -ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ ምግባር ተወዳደርቲን ተረባሐቲን ክኾና ካብ ምኽኣሉ ብተወሳኺ መሰለን ፈሊጠንን ኣኽቢረንን ብናፅነት ክነብራ ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን።
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው "ነዓኣ…
ቀዳማዊ እመቤታት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሕውነት ብደቂ ኣንስትዮ ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢት ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊ እመቤታት ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ኣብ ፓርክ ሕውነት ደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ተሳተፍቲ ኣብ ዝገበረ ዓውደ ምርኢት ዑደት ከምዝገበራ ገሊፀን፡፡
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያአን ኣብ ዘመሓላለፈኦ…
ዛምቢያ ኣብ ዓውዲታት ቴሌኮሙኒኬሸን፣ ቱሪዝምን ቆርበትን ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዛምቢያ ኣብ ዓውዲታት ቴሌኮሙኒኬሸን፣ ቱሪዝምን ቆርበትን ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ሚኒስትር ቴክኖሎጂን ሳይንስን እታ ሃገር ፍሌሲ ሙታቲ ገሊፆም፡፡
“ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮሙኒኬሸን ካብ ዛምቢያ ብዝበለፀ ደረጃ ስለትርከብ ኣብቲ…