Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 73 መድረኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣህጉር ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 73 መድረኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣህጉር ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ልዕሊ 20 ኣብ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጥዕና ልዝብ ከምዝግበር ካብቲ ሚኒስቴር…
ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ።
በቲ ስርዓት ክሳብ ሐዚ 20 ትካላት መንግስቲ ነቲ ኣገልግሎት ይረኽባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።
እቲ ስርዓት ልውውጥ ሓበሬታ፣ ቪዲዮ…
ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያ ምስ ግሪን ኣግሮ ሶሎሽንስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብምዃን ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዮት…
መድረኽ ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ኣካላት ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ታዬ ደንደአን ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓታት ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም፡፡…
ልዕሊ 272 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 272 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡
ነቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 14 ውልቀሰባትን ሸሞንተ ተሽከርከርቲን እውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡
ኮሚሽን ጉምሩኽ ካብ…
ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ከካየድ ኢዩ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሽፈራው ተሊላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮፖሬት ከምዝበልዎ፥ ተበፃሕነት ቀረብ ሓይሊ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሕብረተሰብ ብሌን ዓይኑ ብምልጋስ ንወገኑ ብርሃን ክኸውን ፀዊዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሕብረተሰብ ድሕሪ ሕልፈት ብሌን ዓይኑ ብምልጋስ ንካልኦት ወገናት ብርሃን ክኸውን ፀዊዐን።
እተን ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓይኒ ኢትዮጵያ ዝተመሰረተሉ መበል 20 ዓመት እንተኽብር ከምዝገለፀኦ÷ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ልገሳ ብሌን ዓይኒ…
ላዕለዋይ መምርሒ ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልል ኣምሓራ እቲ ክልል ናብ ሰላም ንምምላስ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ገምጊሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልል ኣምሓራ እቲ ክልል ናብ ሰላም ንምምላስ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ገምጊሙ።
ኣመራርሓታት ላዕለዋይ ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልል ኣምሓራ፤ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጎብንዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓሚቕ ስልጠና ኣብ ዝፀንሑ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ሎሚ መዓልቲ ዑደት ገይሮም።
እቲ ስልጠና÷ ኣካል ህንፀት ዓቕሚ ዓውዲ ፀፅታ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ተቛሪፁ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ ኣብ ግብፂ ካይሮ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግብፂ ካይሮ ተጀሚሩ።
እቲ ሰለስተኣዊ ድርድር ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣቡዳቢ እናተገበረ ፀኒሑ ኣብ ምድላው ረቂቕ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ ይንበር እምበር ድርድር…