Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓውዲ ቴክኒክን ስልጠና ሞያን ውፅኢታዊ ንምግባ ይስራሕ ኣሎ – ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ቴክኒክን ስልጠና ሞያን ፍልጠትን ክእለትን ዘራኽብ ድልድል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንምግባር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሞያን ፌዴሪኢ÷ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት…
ቀዳምነት ዝወሃቦም ፀገማት ህዝቢ ኣብ ምፍታሕ ውፅኢታዊ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳምነት ዝወሃቦም ፀገማት ህዝቢ ኣብ ምፍታሕ ውፅኢታዊ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ከብሉ ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ገምጋማዊ መድረኽ ኣፈፃፅማ ስራሕ 3 ኣዋርሕ ምርግጋዕ ናህሪ ናብራን ምፍጣር ዕድል…
ኢትዮጵያ ኣባል ”ብሪክስ” ምዃና ተቐባልነታ ክብ እናበለ ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ”ብሪክስ” ምዃና ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዘለዋ ተቐባልነታ ክብ እናበለ ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ ከብላ ሓላፊት ፕረስ ሴክሬቴሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን።
ኢትዮጵያ ፈተናታት ብምፅዋር ብኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን…
ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ብሄራዊ ኣገልግሎት ዜግነት መናእሰይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ብሄራዊ ኣገልግሎት ዜግነት መናእሰይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ምክትል ኣፈጉባኤ ዘሀራ ሁመድ፥ እቲ ረቂቕ…
ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…
ሃገር ለኸ ጉባኤ ዝምድና ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ ዝምድና ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ፍልጠት ዝመርሖ ምሕደራ ንዝበለፀ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ መድረኽ ዓመታዊ ትልሚ 2016 ዓ.ም ከምዝቐርብ…
ሚኒስቴር ሕርሻ ንትግራይ ትራክተራትን ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ንክልል ትግራይ 4 ትራክተራትን 91 ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ወረዳ እንደርታ ዝግበር ዘሎ ክረምታዊ መፍረያይነት ብዝምልከት ዑደት ኣሰዋሊጦም።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ‘’ኣብ ቡዳፔስት ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰደ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ምትሕብባራት ኢኮኖሚ ካብ ምስፋሕ ሓሊፉ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ በዓል ብዙሕ ወገን ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርክት ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።…
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
ሕቶ መልቀቒ ደብዳበ ነበር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ብምቕባል ሽመት ርእሰ ምምሕዳርነት ኣይተ ኣረጋ…