Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም። ዑደት እቶም ኣምባሳደር÷ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዝትግበር ከባቢያዊ መሰረተ ልምዓት ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ምትሕብባር ግምገማ ንምግባር…

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም። ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኢ ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ተኻይዱ፡፡ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ዘቕረቡዎ ሕቶ ዝተቐበለ እቲ ቤት…

ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ዘመሓይሽ ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ዓለም ለኸ ልምዓት ኣሜሪካ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ዘመሓይሽ ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ፡፡ ዳይሬክተር ልኡኽቶ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንድን ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማን ነቲ ፕሮጄክት…

ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ክትግበር ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ መምርሒ ምዕባለ ስርዓተ ትምህርቲ ቴዎድሮስ ሸዋርገጥ (ዶ/ር)፥ ካብ ዓለም ለኸን ናይ…

መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክሳብ ሕዚ ዝወገኖም ስራሕቲ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክሳብ ሕዚ ዝወገኖም ስራሕቲ ኣብ ቀፃሊ ዝሰርሖም ተግባራትን ዕላዊ ገይሩ። ምክትል ኣካቢት እቲ ቦርድ ነጃት ግርማ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እቲ ኣዋጁ ካብ ዝተኣወጀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ቦርድ ክሳብ ዝተጣየሸሉ…

ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ሳይንስ ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ምስ ዕብየት ቴክኖሎጂ ብምልማድ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ሳይንስ ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ሚኒስቴራት ዝተውጻእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ተረኸቡሉ…

ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ። እቶም 26 ተምሃሮ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2023/2024 ዓ.ም.ፈ ትምህርቲ ዝጅምሩ እንተኾኑ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሎም። ኣምባሳደር ቻይና…

ፕሮጀክትታት ብቅልጣፈን ፅርየትን ናይ ምህናፅን ምዝዛምን ዘለና ተመክሮ ኣብ ኩሉ ስራሕቲ ኢትዮጵያዊያን ክድገም ኣለዎ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ድሕሪ ለውጢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ባህዳር የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ጉባኤ÷ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላም ድሕንነትን እቲ ክልል ከምዝዛተ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡…

ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ እኹል ማይ ከምዝሓዙ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ እኹል ማይ ከምዝሓዙ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሞገስ መኮንን ከምዝበሉዎ÷ ጣቢያታት መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ 3፣ ገናሌ ዳዋን ጊቤ 1 ሓይሊ ንምፍልፋል…