Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዘንድሮ ከሚተከለው ችግኝ 60 በመቶው ፍራፍሬ ነው
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ሎሚ ዘበን ካብ ዝትከል 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ እቲ 60 ሚኢታዊ ፍራምረ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
60 ሚኢታዊ ፍራምረ፣ 35 ሚኢታዊ ንደኒን 5 ሚኢታዊ ድማ ንፀባቐ ከተማን ዝኾኑ እዮም ተባሂሉ።
መፃኢ ዕለተ ሰኑይ ካብ…
ኢትዮጵያ ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ ቃላ እተኽብር ሃገር እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሓት ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ ቃላ እተኽብር ሃገር እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ዐቢይ አሕመድ ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ተኣማንነትን ዝኣተውዎ…
ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም መኮነናት ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም መኮነናት ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
እቶም 623 ተመረቕቲ ብፖሊሰ ሳይንስ፣ ስነ - ገበንን ፍትሒ ገበንን፣ ዓውዲ ፖሊስ መኮንንነት ካብ ሰርተፊኬት ክሳብ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቶም…
ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ተዓዋቲ ሽልማት ዕዉታት ኣፍሪካውያን ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ተዓዋቲ መበል 13 ዓመታዊ ሽልማት ዕዉታት ኣፍሪካውያን(African Achievers Award) ኮይኖም።
እቲ ሽልማት ኣብ እንግሊዝ ለንደን ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ብምኻድ ተቐቢለምዎ።
ኣብ ትዊተር…
ብመሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝተረኸበ ኣታዊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተነፁ መዘውተሪ ስፖርት ቦታታት ንግልጋሎት ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝተረኸበ ኣታዊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኩለን ክፍለ ከተማታት ዝተነፁ 12 መዘውተሪ ስፖርት ቦታታት ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊየጡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዬቭጌኒ ተርክሂን ተዛቲየን።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ከተማታት ሩሲያ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ግብፂ ዝነበሮም ፃነሒት ዕዉት ነይሩ – ዶክተር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ግብፂ ዝነበሮም ፃነሒት ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስትር ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)÷ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ግብፂ ካይሮ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካን ከቻድን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻድ ማህማት ሳሌህ ኣናዲፍን ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ ነቶም ሚኒሰስትራት…
ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶ ፃዕሪ ጭቡጥ ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶም ለውጢታት ፖሊሲን ስትራቴጂን ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፀኡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2015 ዓ.ም ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢን ብምፅዋር ንዕቤት…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ናስር ቦሪታ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ጎድና ጎኒ ኣብ ኬንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 43 ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ…