Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣንበጣ ኣብ ዝተረኣየሎም ከባቢታት ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ኣብ ዝተረኣየሎም ከባቢታት ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሩ ብኣውሮፕላን ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ሓለዋ እፅዋት በላይነህ ንጉሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓለውቲ ዶብ ሱዒዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈፂሙ ዝተብሃለ መቕተልቲ ብቕርበት ይከታተሎ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓለውቲ ዶብ ሱዒዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈፂሙ ዝተብሃለ መቕተልቲ ብቕርበት ይከታተሎ ከምዘሎ ገሊፁ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ዝወፅአ ፀብፃብ ሂዩማን ራይትስ ዋች መፅራይ…
ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ኣንፈታት ብምቕማጥ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ኣንፈታተ ብምሃብ ዛዚመምዎ።
እቲ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ዝካየድ ዝነበረ መድረኽ ገምጋም፥ ትልሚ ማእኸላይ ካልኣይ…
ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣሰራርሓ ኢ-ትኬቲንግ ንምጅማር ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ዘበናዊ ኣሰራርሓ ግልጋሎት ኣቆራርፃ ትኬት (ኢ-ትኬቲንግ) ንምጅማር ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣይተ ባርኦ ሃሰን÷ ኣብ ትካላት መናሃርያ…
ኣብ ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳን ማሪያን “ኣሸንዳ ንሰላም፣ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ኣዋልድ ብናፅነት…
ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ዋና ሓላፊ ፋይናንስ ሬይመንድ ላይፍ ስታይል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል ተሬሳን ምስ ዋና ሓላፊ ፋይናንስን ኣመራርሓን ኣሓት ኩባኒያ ኣፍራዪ ዓለባ ሲልቨር ስፓርክ ዝኾነ ሬይመንድ ላይፍ ስታይል ተዛቲዮም።
እተን ኮሚሽነር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ እቲ ኩባንያ ኣብ…
ኣብ ወረዳ ጎሮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ጎሮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ።
እቲ ሓደጋ ካብ ወልቂጤ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት ናይ ደረቐ ፅዕነት ተሽከርካሪት ምስ ንእሽተይ መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት ብምግጫዋ ዘጋጠመ…
በዓል ኣሸንዳ ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ኢዩ – ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፣ ማርያን ዓይኒ ዋሪን ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾኑ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ።
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ሂቡ።
እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣበ ዝሃቦ…
ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ ፤ 15 ነሓሰ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ጎንፂ ምኽንያት ጉድኣት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ዝውዕል ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይረን።
እቲ ሓገዝ÷ ሓላፊ ጨንፈርቤት ፅሕፈት ፓርቲ…
እዚ ምብራቕ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝተጎድኡ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ሓዱሽ ታይዋን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሃፍቲ ንብረቶም ዝዓነዎም ተጎዳእቲ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ከተማ…