Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፈተና ሬሜዲያል ኣብ ቀረባ እዋን ስለዝወሃብ ተፈተንቲ ምድላው ንኽገብሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና ሬሜዲያል ኣብ ቀረባ እዋን ስለዝወሃብ ተፈተንቲ ምድላው ንኽገብሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሓቲቱ። እቲ ሚኒስቴር÷ ካብ 23 ክሳብ 26 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ክወሃብ ዝነበረ ፈተና ሬሜዲያል ክናዋሕ ዝኸኣለ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ስለዘይተዛዘሙ ምዃኑ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጆሃንስበርግ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት ብምዃን ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ጆሃንስበርግ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ልኡኾምን÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝጅምር መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያን ሲሪላንካን ብኣርባዕተ ዘፈራት ሕርሻ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሲሪላንካን ኣብ ፍርያት ሻሂ፣ ፍረምረ፣ ልምዓት ተኽሊ ጎማን ትሩፋ ሌማትን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ሲሪላንካ ኣብ ኢትዮጵያ ኬ ኬ ቴሻንታ ኩማራሲሪን ኣብ ክልተኣዊ ዛዕባታት…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እሳለጦም ዝርከቡ ስራሕቲ ኢዮም – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣወሃህባ ትምህርቲ ኣብ ምዝማን፣ ብፍልጠትን ስነ-ምግባርን ዝተሃነፀ ወለዶ ኣብ ምፍራይ እሳለጦም ዝርከቡ ስራሕቲ ዝበረታትዑ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ…

ኣብ ኣፋፍኖት ሰላም ኮይና ነኽብሮ ዘለና ብዓል ኣሸንዳ ቀፃሊ ሓዱሽ ዓመት ናብ ሙሉእ ሰላም ከምዝሰጋገር እምነት ኣለኒ – ሌ/ጀነራል ፃድቃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ኣፋፍኖት ሰላም ኮይና ነኽብሮ ዘለና ብዓል ኣሸንዳ ቀፃሊ ሓዱሽ ዓመት ናብ ሙሉእ ሰላም ከምዝሰጋገር እምነት ኣለኒ” ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌፍተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ገሊፆም። እቶም ምክትል…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፖርክታት ልዝብ ኣናካየደ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፖርክታት ኣብ ፕሮጀክታት ግልጋሎታ ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ልዝብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣናካየደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዩኒቨርሲቲታት፣ ሚኒስትራት ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን እናተሳተፉ  ይርከቡ፡፡…

ኢትዮጵያ ምስ ዩጋንዳ ዘለዋ ምትሕብባር ንምድንፋዕ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዩጋንዳ ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ንምድንፋዕ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ እፀገነት በዛብህ ገሊፀን። ኣምባሳደር እፀገነት፥ ደብዳበ ሹመተንን ካብ ፕሬዚዳንት ሳሃለወርቅ ዘውዴ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ሰናይ…

መንግስቲ ኢትዮጵያን ውሕመን ሰብኣዊ ሓገዝ መሊስካ ንምጅማር ቆራፅነቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት መግስታትን ንፀገም ዝተቓልዑ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘጋጥም ሰብኣዊ ሓገዝ ብቕልጡፍ ንምጅማር ሓበራዊ ፃዕሪታት ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣፍሊጦም። መንግስቲ ኢትዮጵያን ጉጅለ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያን ሓበራዊ መግለፂ ምውፀኦም…

ኣብዚ ክረምቲ ክሳብ ሕዚ 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ ቀዳማይ ዓመት መርሃ ግብሪ ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ኣይተ ተፈራ ታደሰ÷ ኣብ…

ኣባ ገዳታት በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታትን ወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። በዓል ኣሸንዳ ኣብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ብድምቀት እናተኸበረ እንትኸውን÷ ኣብ ከተማ መቐለ እውን…