Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ምስ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ዓለም፥ ኣብዚ ሰሙን ሰብ መዚ ዝተፈላላያ ሃገራትን መራሕቲ ዓለም ለኸ ትካላትን ኣብ…
ኣምባሳደር ኤል ኣሚን ሱውፍ ኣብ ሶማሊያ ንዝርከቡ ወተሃደራት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ አመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ወኪል ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶ0ማሊያ ኣምባሳደር ኤል ኣሚን ሱውፍ ኣብ ሶማሊያ ዝርከቡ ወተሃደራት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ እታ ሃገር ንምርግጋዕ ዓሊሞም ንዝገበርዎ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም።
ኣብ ሶማሊያ ባይደዋ ልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ብምዃን ግቡኦም…
ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ፓርክ ጂን ኣፍሊጦም።
ፓርክ ጂን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ደቡብ ኮሪያን ኢትዮጵያን ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ…
ኣብ 76 ወረዳታት ትግራይ ካብ 9 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ክወሃብ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 76 ወረዳታት ክልል ትግራይ ካብ 9 ክሳብ 18 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ከምዝወሃብ ተገሊፁ።
ነቲ ወፍሪ ክታበት ጠሚቱ ንመድረግቲ አካላት ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ተዋሂቡ።
ኣብቲ ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ተረኺቦም መልእኽቶም…
ኣማካሪ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናብቲ ባይቶ ዝቐረበ ዛዕባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብቲ ባይቶ ዝቐረበ ዛዕባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብኣማኻሪ እቲ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ምንጋዕ ሰላም ስዒቡ÷ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት መንግስቲ ፌዴራል ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…
እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን
እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን
ቁጥር 1
ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁፅሪ 6 /2015 ዓንቀጽ 5 መሰረት ብምግባር÷ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ነዞም ዝስዕቡ…
ካብ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ
እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ዝተጣየሸሉ ግዘ ጀሚሩ ዘሳለጦም ቀዳማይ ምዕራፍ ተግባራት ገምጊሙ፡፡
ትልሚ ቀዳማይ ምዕራፍ እቲ እዚ÷ ኣብ ከባቢ ባህርዳር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ደብረ ብርሃን፣ ላሊበላ፣ ጎንደርን ሸዋ ሮቢትን ዝተኣኻኸበ ኣብ ዘረፋን ጥፍኣትን ዝተዋፈረ ጉጅለ…
ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ጅማ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣንን ሰብ ሃፍቲ ቻይናን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ጅማ ዑደት ኣሳሊጦም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ…
ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ተወካሊ ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ) ኣብ ኢትዮጵያ እስኮት ሆክላደር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ እቲ ክልልን ዓልም ተራድኦ ትካል…
ሩዋንዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ቻርለስ ካራንባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩዋንዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራንባ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ቻርለስ÷ ቅዳሕ ደብዳቤ ሹመት ሎሚ ንዋና ሹም ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መላኩ በዳዳ ኣቕሪቦም።…