Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ፕሮፌሰር ገቢሳ ኤጀታ ሽልማት ብሄራዊ ሳይንስ ኣሜሪካ ብምዕዋቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮፌሰር ገቢሳ ኤጀታ ሽልማት ብሄራዊ ሳይንስ ኣሜሪካ ተዓዊቶም፡፡
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ እውን ንትውልደ ኢትዮጵያዊ ፕሮፌሰር ገቢሳ መልእኽቲ እንኳዕ ደስበለኩም ኣመሓላሊፉ፡፡
ፕሮፌሰር ገቢሳ እቲ ሽልማት ዝተዓወቱ÷ ኣብ መፅናዕቲ…
መድረኽ ገምጋም ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራ ዝሳተፉሉ መድረኽ ገምጋም ኣብ ከተማ ባህርዳር ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ እዋናዊ ዛዕባታ ክልል ኣምሓራ ከምኡ እውን ኣብ ኩነታት ፖለቲካን ፀፅታን ዝጠመተ ምኽክር ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ምትእስሳር ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናት ዝኻዕበተ ህንፀት ሰራዊት ዘለዋ ብምዃና ምስታ ሃገር ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምዕባይ ከምዝሰርሑ ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ገሊፆም።
መበል 116 በዓል መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኣመልኪቱ ታሪኽ፣ ተጋድሎን…
ንህንፀፅ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ውግንንኡ ንሕገ መንግስቲ ዝኾን ሰራዊት ወሳኒ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀፅ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ናፃ፣ ዘይሻራዊ፣ ዘበናዊን ውግንንኡ ንሕገ መንግስቲ ዝኾንን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወሳኒ ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ መበል 116 መዓል ሰራዊት…
ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኣወር ገሊፆም።
ብሄራዊ መዓልቲ ሓድነት ጀርመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ጀርመን ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ።…
ኩባንያ ሱሃይል ግሩፕ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ተዋፊሩ ዘሎ ኩባንያ ሱሃይል ግሩፕ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ ኢራንን የመንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ዓቕሚ ፖለቲካ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምጉልባትን ናብ ኣመራርሓ ንምምፃእን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ፖለቲካ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምጉልባትን ናብ ኣመራርሓ ንምምፃእን ይስራሕ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ውድብ ብልፅግና ወ/ሮ ዛህራ ሑመድ ገሊፀን።
ሓላፊት ቤት ዕዮን ምክትል ፕሬዚዳንትን እቲ ሊግ ወ/ሮ መስከረም ኣበበ ብግደአን፥ ሊግ ደቂ…
ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሙየኦም ንዝሓገዙ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነትን ኣፍልጦን ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሙየኦም ዝሓገዙ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነትን ኣፍልጦን ተዋሂቡ።
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከይተፀጋዕናዮም ዝተፀግዑና ከይደገፍናዮም ዝደገፉና ብከባቢ ከይሓሰቡ ብፅኑዕ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምስላፎም ከምዘረጋገፀ ገሊፁ።…
ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ንምጥንኻር ንዝፍፀሙ ስራሕቲ ደገፍ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒ9ስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ጄ. ማሲንጋ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ሓበራዊን ዛዕባታትን ምልዛቦም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ…
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ጉጅለ ልኡኽ ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ብምቕባል ኣዘራሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብምክትል ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ዡ ዳቶንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ዕዮኦም ብምቕባል ኣዘራሪቦም።
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ፥ መንግስቲ ቻይና ንፖሊስ ኢትዮጵያ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት…