Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
3ይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ደምቢታትን መምርሒታትን ኣመላልኣን ኣላቕቓን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ግብፂ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ድርድር ድማ ኣብ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ቴክኒካልን ማዕቐፍ ህጊን ኣብ ዝሐሸ ውፅኢት ንምብፃሕ ትኹረት ከምዝግበር…
ነጥቢ መእተዊ ፈተና ሃገራዊ ፕሮግራም ድሕረ ምረቓ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ፥ ነጥቢ መእተዊ ፈተና ሃገራዊ ፕሮግራም ድሕረ ምረቓ ዕላዊ ገይሩ።
ኣብ መንግርስዊን ዘይመንግስታዊን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብምእታው ንምምሃር ንዝደሊዩ ኣመልከትቲ ብሙሉኦም ብብርኪ ሃገር ዝወሃብ መእተዊ ፈተና ድሕረ ምረቓ…
ዓለም ለኸ ሽልማት ስታርትኣፕ ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሽልማት ስታርትኣፕ ጉባኤ ኣፍሪካ ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክካየድ ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንተርፕሪነርሺፕ ኢትዮጵያን ምስ ግሎባል ኢኖቬሽን…
ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብምፍሻል ልዕሊ 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መርበብ ድሕንነትን ኣብ 2015 ዓ.ም ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብምፍሻል ልዕሊ 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።
መበል ራብዓይ ጉባኤ ወርሒ ሳይበር ድሕንነት “ስግኣት ሳይበር ድሕንነት ኣብ ኢትዮጵያ”…
ኣብ 11 ከተማታት ብ102 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት መስመር ’’ዲስትሪቢዩሽን’’ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 11 ከተማታት ብ102 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት መስመር ’’ዲስትሪቢዩሽን’’ ከምዝጅመር ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽን እቲ ግልጋሎት ኣይተ መላኩ ታዬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ኣብ ዝተኸልከሉ መገዲታት እናተንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 687 ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተኸልከሉ መገዲታት እናተንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 687 ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ስጉምቲ ዝተወሰዶም ተሽከርከርቲ ኣብታ ከተማ 5 ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ሰዓት መእተዊ ስራሕን…
ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ መንፈሳዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዛዕባታት ብዝምልከት ዘተ ዝግበረሉን ውሳነ ዝወሃበሉን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ነቲ ምልኣተ ጉባኤ ብፀሎት ዝኸፈቱ…
ኣብ ወረዳ ኣዳሚ ቱሉ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምስብራቕ ሸዋ ወረዳ ኣዳሚ ቱሉ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡
እቲ ሓደጋ ካብ ወረዳ ኣዳሚ ቱሉ ናብ ከተማ ባቱ እናተጓዓዘት ዝነበረት ዳማስ ተሽከርካሪትን ብተፃራሪ ኣንፈት እናተጓዓዘት ዝነበረት ቪ ኤይት (v8)…
ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሶማሌ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሶማሌ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ÷ "ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ማእኸል ጅግጅጋ ተረኺቦም እናተውሃበ ዝርከብ ስልጠና እውን…
ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን እናዓበየ ዝመፅአ ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ኣብዱልበር ሸምሱ ገፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀረባ እዋን ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ…