Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ብዙሓት ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 932 ሜትሪክ ቶን ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ኣብቲ በጀት ዓመት ኣገዳ ደረጃ ኢትዮጵያ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 265 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ተተሊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 265 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ከምዝሃቀነ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ እቲ…

ኣብ ፍርያት ጣፍ እታወት ብምውሳኽ መፍረያይነት ንምድንፋዕ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እታወት ብምውሳኽ ፍርያትን መፍረያይነትን ፍርያት ጣፍ ንምድንፋዕ ዘኽእል “ሓደ ተመራፂ ፍርያት ኣብ ሓንቲ ሃገር” ዝተብሃለ ናይ ክልተ ዓመት ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብምትሕብባር መንግስቲ ኢትዮጵያ ትካል ምግቢን ሕርሻን…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንክእወጅ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ጠሚቱ ኣብ ዝቐረበ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6 /2015 ቤት ምኽሪ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣኔት ዌበር ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣገዳስነት ጉዳያት ከምዝዘተዩ ገሊፆም። ኣብቲ ዘተ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሌተናል ጄኔራል ፃድቃን…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት እናተዛተየ ንሰለስተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋጤ ሴርሞሎ፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ብምድማፅ ኣጀንዳ ዝሓለፈ ጉባኤ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት 4ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት መኽሪ እናካየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ÷ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 2015 ቤት ምኽሪ ምምሕዳርን ትልሚ 2016ን ድሕሪ ምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…

ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን። እቶም ፕሮጀክታ ማይ ዕለታዊ ምፍራይን ዝርገሐን ከምኡ እውን ዓቕሚ ምውጋድ ፈሳሲ እታ ከተማ ክብ…

ብብርኪ መራሕቲ ዝተገበሩ ዘተታትን ስምምዕነታትን ዘላቒ ረብሓ ሃገር ዘሐለዉ ኢዮም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገር ወፃእ ብብርኪ መራሕቲ ዝተገበሩ ዘተታትን ስምምዕነታትን ዘላቒ ረብሓ ሃገር ዘሐለዉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ብሓገዝ ንትግራይ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን  ብመልክዕ ሓገዝ ንክልል ትግራይ ኣበርኪቱ። ብተወሳኺ ሃንፅቲ ምግቢታት ከምዝሃበ ተገሊፁ። ነቲ ሓገዝ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ከመዝተረከብዎ…