Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጉጅለ ልኡኾም ናብ ፈረንሳይ ምእታዎም ይፍለጥ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን፣…

ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ብማዕርነትን ምኽኒያታዊነትን ምጥቃም ዘኽእል ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፥ “ምኽኒያታዊ ማዕርነት ተረባሕነት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ንምዕባለ ኣፍሪካ ወሳኒ” ዝብል…

ስነስርዓ መጀመሪ ህንፀት 60 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ  ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነስርዓ መጀመሪ ህንፀት 60 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ  ተሳሊጡ። እቶም ኣባይቲ ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ተሃኒፆም ክዛዘሙ ምዃኖም ኣብ ቤት^ ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ህንፀት፥ ንልዕሊ…

ብኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ግዝያዊ ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካን  ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ዘምረሐሉ ምኽኒያት ብሄራዊ ፖሊስ ጅቡቲ ዝተጣየሸሉ መበል  ዓመት…

ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ብኲናት ንዝተሃሰዩ ሓረስቶት ትግራይን ኣምሓራን ልዕሊ 30 ሺሕ ኩንታል ዘርኢ ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ብኲናት ንዝተሃሰዩ ሓረስቶት ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ልዕሊ 30 ሺሕ ኩንታል ዘርኢ ደገፍ ገይሮም። ኢንስቲትዩት  ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያን ቢሮታት ሕክሻ ክልቲአን ክልላትን ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ንዝገበርዎ…

ብሄራዊ መገዲ ኣየር ናይጄሪያ ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ መስፍን ጣሰው

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መገዲ ኣየር ናይጄሪያ ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ገሊፆም። ብሄራዊ መገዲ ኣየር ናይጄሪያ እንትጣየሽ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 49 ሚኢታዊ ብፅሒት ዝሓዘ እንትኸውን፥ 5…

ብላዕለዋይ ኣተሓባባሪ ሕብረት ኣውሮፓን ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኣተሓባባሪ ሕብረት ኣውሮፓ ዶ/ር ስቴፋን ሎክን(ዶ/ር) ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ረሚ ማርቻ-ኩስን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መቐለ ኣትዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ…

ቅርታ ኣብ ዘለኻዮ ብምዃን ንምቕራብ ዘኽእል ኣገልግሎት ኦንላይን ኣብ ስራሕ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፈትሒ ውሳነ ኣብ ዝረኸቡ መዛገብቲ ገበን ቅርታ ዘለዎም ተገልገልቲ ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ንምቕራብ ዘኽእል ኣገልግሎት ኦንላይን ኣጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኤርሚያስ የማነብርሃን (ዶ/ር)፥ እቲ ኣገልግሎት ንዜጋታት፣ ንሓለፍቲን ሰብ…

ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ልኡኽ ተዓዛቢ ምርጫ ንምምራሕ ናብ ሴራሊዮን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ልኡኽ ተዓዛቢ ምርጫ ንምምራሕ ናብ ሴራሊዮን ኣምሪሖም። ሓፈሻዊ መርጫ እታ ዓዲ ቀፃሊ ቀዳም 17 ሰነ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ። ሕብረት ኣፍሪካ ነቲ ምርጫ ንምዕዛብ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክሊኒክ ህፃናትን ማእኸል መፅንሒ ህፃናትን መሪቐን ከፊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምምሕዳር እቲ ከተማ ዘህነፆ ክሊኒክ ህፃናትን ማእኸል መፅንሒ ህፃናትን መሪቐን ከፊተን። ህፃናት ካብ ጥንሲ ጀሚሩ ኣድላዪ ክንክን ረኺቦም ብኣካልን ኣእምሮን ማዕቢሎም ንክዓብዩ እቲ ምምሕዳር ከተማ ፍሉይ…