Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ኡልቪ ሜዲዬቭን ጉጅለ ልኡኸንን  ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ዘበናዊን ቅልጡፍ ኣገልግሎትን ኣብ ሓደ ማእኸል ምሃብ ኣብ ዘኽእል መገዲታት ተላዚበን።…

ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ (ዶ/ር)፥  ካብቲ 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብተወሳኺ 144 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ብምትሕልላፍ  3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ምስ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ኣብ ዘለዉ ሓበራዊ ጉዳያትን ሰናይ ርክቦም ብዝበለፀ ምጥንኻር…

ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣጠንቂቑ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰራዊት…

ኣብ ከተማ ሸገር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ገፈርሳ ጉጄ ከባቢ ገፈርሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ትሽዓተ ሰባት ከቢድን ቀለልን ጉድኣት ከመዘጋጠመ መምርሒ ፖሊስ ዲቪዥን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ንዝደልዩ ኩሎም ምቹው ኩነታ እናፈጠረት ትርከብ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ንዝደልዩ ኩሎም ምቹው ኩነታ እናፈጠረት ከምትርከብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ብምዃን ኣብ ውሽጢ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሓበራዊ ርድኢት ብምፍጣር ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንኽጠናኸር ምስራሕ ይግባእ – ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን ሓበራዊ ርድኢት ብምፍጣር ዝተጀመረ ከይዲ ሰላምን ልምዓትን ንኽጠናኸር ምስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ገሊፆም። ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)÷ ካብ ኩለን ዞባታት ክልል ኣምሓራ…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ከይዲ ምሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ከይዲ ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስን ኢንስቲትዩት…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ብምዃን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ 2 ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ብሓገዝ ባንኪ ዓለም ዝተሃነፀ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ 2 ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ…

ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብርታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል÷ "በዓል ኣሸንዳ ንሰላምን ንሕውየትን "ብዝብል መሪሕ…