Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውፅኢት ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ዝተውሃበ ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ።
ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015…
ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ኣብ ኩለን ናይ መንግስቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡
ሎሚ ዕለት ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ተፈታኝ ፈተናኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ ዝገተገበረ ክልቲኣዊ ዘተ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።
ቀዳማይ…
ምሕዝነት ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘጠናኽር መልክዑ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሓምለ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነት ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ሓበራዊ ተረባሕነት ክልቲን ሃገራት ብዘጠናኽር መልክዑ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ራብዓይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶር ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝሓሸ ብርኪ ክብ ንምባል ዝዓለመ ከምዝኾነ የጨተገሊፁ።
ኢኮኖሚያዊን ንግዳዊን ርክብ…
ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ትካላት ኣብ ምፍራይ ወርቂ፣ ቴክኖሎጂን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ)ን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ኩባንያ ኣልነምር መታብ (መውፅኢ መዓድን)ን ኩባንያ ኣያድ ኣል ኣቶቢን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ ወርቂ፣ ቴክኖሎጂን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ)ን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣን ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ÷…
ኢትዮጵያ ኣብ ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ- ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ካልኣይ ኩባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን-ሩሲያን ኣብ ክልቲኣዊን ኩለ መዳይን ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ ከብል ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስትር ሰላማዊት ካሳ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ።
እቶም ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣብ ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም።
ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኡጋንዳን ዑደት ድሕሪ ምግባር፥ ናብ ኢትዮጵያ…
መመሓየሺ ታክስ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ኢትዮጵያ ንሓምለዋይ ልምዓት ዘለዋ ቆራፅነት ዘርኢ እዩ – ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቼሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዝገበሮ ምምሕያሽ ታክስ እታ ሃገር ንሓምለዋይ ልምዓት ዘለዋ ቆራፅነት ዘርኢ ከምዝኾነ ኣብ ቻይና ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ናይ ፍሪ ኩባንያ ቼሪ ፈፃሚ ስራሕ ዝኾኑ ጄን ቹዪ ገሊፆም፡፡
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…
ኣብ ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዚባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
እቲ ሓደጋ ካብ ደባርቕ ናብ ጃናሞራ 225 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒን ልዕሊ 16 ኣሳፊራ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ካብ መገዲ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ…