Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መመሓየሺ ታክስ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ኢትዮጵያ ንሓምለዋይ ልምዓት ዘለዋ ቆራፅነት ዘርኢ እዩ – ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቼሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዝገበሮ ምምሕያሽ ታክስ እታ ሃገር ንሓምለዋይ ልምዓት ዘለዋ ቆራፅነት ዘርኢ ከምዝኾነ ኣብ ቻይና ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ናይ ፍሪ ኩባንያ ቼሪ ፈፃሚ ስራሕ ዝኾኑ ጄን ቹዪ ገሊፆም፡፡
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…
ኣብ ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዚባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
እቲ ሓደጋ ካብ ደባርቕ ናብ ጃናሞራ 225 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒን ልዕሊ 16 ኣሳፊራ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ካብ መገዲ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ…
ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣሕሊፍካ ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣሕሊፍካ ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ…
ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ነቲ ደገፍ ኣረኪቦም።
ብመሰረት እዚ 3 ሺሕ 600 ጥራዝ፣ 300 ቦርሳ ተምሃሮ፣…
3ይ ዙር ፕሮግራም መስፋሕፍሒ ትካላዊን መሰረተ ልምዓትን ከተማታት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)859 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ በጀት ተሰሊዑሉ እናተተግበረ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ፕሮግራም መስፋሕፍሒ ትካላዊን መሰረተ ልምዓትን ከተማታት ተዛዚሙ፡፡
ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ÷ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ9 ኣኼባ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ሻለቃ ዘሪሁን ተፈራ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈለለዩ ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 11 ውልቀ ሰባትን 4 ተሽከርከርቲ ኣብ…
መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግቢ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡
መንግስቲ ፌዴራል ኣብቲ ክልል ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም…
ጉጅለ ሕክምና ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ዞባ ምብራቕ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ናፃ ግልጋሎት ምርመራን ሕክምናን ይህቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ዞባ ምብራቕ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ናፃ ግልጋሎት ምርመራን ሕክምናን እናሃቡ ይርከቡ፡፡
"ጥዕና ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ንሕሉ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተውሃበ ዝርከብ ናፃ ሕክምና÷ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ቻይናን…