Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶ ፃዕሪ ጭቡጥ ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶም ለውጢታት ፖሊሲን ስትራቴጂን ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፀኡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2015 ዓ.ም ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢን ብምፅዋር ንዕቤት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ናስር ቦሪታ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎድና ጎኒ ኣብ ኬንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 43 ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ…

ክሳብ ዝቕፅል ወርሒ ታሕሳስ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ዝቕፅል ዓመት ወርሒ ታሕሳስ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ምእታው ኣመልኪቱ መንግስታዊ ምስ ዘይኮኑ…

ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ዋና ፀሓፊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኣየርላንድ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ዋና ፀሓፊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኣየርላንድ ጆሴፍ ሃኬት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ጠሚተን ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተአን÷ ድሕሪ ስምምዕነት…

ኣብ ኣዲስ ኣበበ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል ሰኑይ 10 ሓምለ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ምዝዛሙ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበኣ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ሰራሕተኛታት መንግስታዊን መንግስታዊ ዘይኮኑን ትካላት፣ ኣቦታ ሃይማኖት፣ መናእሰይ፣ ዝተፈላለዩ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ኣብሽር ኦማር ጃማ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኬኒያ ይሳጥ ምስ ዘሎ መበል 43 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ…

ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመሮ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብምትሕብባር ንደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ህንፀት…

መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ይሳተፍ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ  ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 13 ሹቓት ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ  ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 13 ሹቓት ዓኒዮም። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕን ስግኣት ሓደጋን  ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝተዛረቦ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሐዚ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፂየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓፀዋ በዓል መዚ ቁፅፅር ፅርየት ትምህርቲን ስልጠናን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብመሰረት ዝተውሃበ ተግባርን ሓላፍነትን ናይ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ…