Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ኢሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ገንዘባት ወፃኢ ዓዲን መዐወንቲ እፃትን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ኢሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ገንዘባት ወፃኢ ዓዲን መዐወንቲ እፃትን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ገንዘብ ናብ ዱባይ ክወፅእ ክብል ዝተትሓዘ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ 44…
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳገርቲ ወሰን ተሳተፍቲ ኣገልግሎት ወለንታዊያን መናእሰይ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንደርታ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ደብረ መድሃኒት ሓገዝ እታዎታት ህንፀት ገይሮም።
እቶም መናእሰይ ተኸላ ፈልሲን ደጋፍ ናውቲታት ትምህርቲን እውን…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ሊቀ ጳጳስ ኦርቶዶክስ ግሪክ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ሊቀ ጳጳስ ኦርቶዶክስ ግሪክ ዳንኤል ቢያዚስን ዘቲየን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ተሳተፍቲ ኣኼባ ኢጋድን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ተሳተፍቲ ኣኼባ ኢጋድን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዝተጣየሸ መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሓቖፈ ጉባኤ መራሕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ጉባኤ መራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ጉባኤ መራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፥ ትካል በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዘጣየሾ ጉባኤ መራሕቲ…
ተፈጢሩ ዘሎ ኣንፃራዊ ሰላም ብምጥቃም ናብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮን ተኸላን ፈልሲን ክንኣቱ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈጢሩ ዘሎ ኣንፃራዊ ሰላም ብምጥቃም ናብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮን ተኸላን ፈልሲን ክንኣቱ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።
ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ወፍሪ መናእሰይ ተጀሚሩ።
ቢሮ…
ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ።
ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሎሚ መዐልቲ ናብ መቐለ ምምርሑ ይዝከር።
ቀዳማዊ ፓትርያርክ…
ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መውፅኢ ፈተና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ስ)ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ተምሃሮ 2015 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ እንጅባራ ካብ ሽዱሽተ ኮሌጃት ዝተውፃእፅ 917 ተምሃሮ መውፅኢ ፈተና እናወሰዱ ከምዝርከቡ ተገሊፁ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ውልቀ ኮሌጃት…
ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ።
ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ…
ኣብ ምክልኻል ሕማም ወቕዒ ሳንባ ዝሐሸ ለውጢ ንዘመዝገባ ሃገራት ኣፍሪካ ዝግበር ሓገዝ ንኽቕፅል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ምክልኻል ሕማም ወቕዒ ሳንባ ዝሐሸ ለውጢ ንዘመዝገባ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ሓገዝ ንኽቕፅል ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ።
ሕማም ወቕዒ ሳምባ ኣመልኪቱ ዝተሰናደአ ዞባዊ ኣኼባ ኣፍሪካ ኣብ ታንዛኒያ ኣሩሻ ተኻይዱ።
ብሚኒስትር…