Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ፕሮፌሰር እያሱ ኤልያስ፥ እቶም ፈልስታት ንምትካል 9 ሺሕ 500 ናይ መትከሊ…

ፕሬዚዳንት ጋና ርክብ ኢትዮጵያን ጋናን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ቆራፅ ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣዶ ዳንኩዋ ኣኩፎ ኣዶ ርክብ ኢትዮጵያን ጋናን ብዝበለፀ ንምድንፋዕን ንምጥንኻርን ቆራፅን ድሉውን ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ብምዃን ዝተሾሙ ኣምባሳደር ተፈሪ ፍቅሬ…

ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ንኽሕደስ ማሕበር ኣልባሳት ኣሜሪካ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ንኽሕደስ ማሕበር ኣልባሳት ኣሜሪካ ሓቲቱ። እቲ ማሕበር÷ ዕቤት ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ዝተፈቐደ ዕድል ተረባሕነት “ኣጎዋ” ብውሕዱ ንዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓማውቲ ክናዋሕ ሓቲቱ፡፡ ንዓሰርተ ዓመትን ልዕሊኡን ዝናዋሕ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ሽጋራ እናዘዋወሩ ዝነበሩ 3 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሽጋራ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናዘዋወሩ ዝነበሩ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ተጠርጠርቲ ጉዳዮም እናተፃረየ ከምዝርከብ እውን ተሓቢሩ፡፡ እቲ ሽጋራ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ክኣቱ ክብል…

ዓመታዊ ክብረ በዓል ማእኸል እዚ ዳሎል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓልን ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ማእኸል እዚ ዳሎል ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል…

ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ ንመራሕቲ ትካል ኣፍሪካ ዝወሃብ ፍሉይ ሽልማት ንምቕባል ናብ እንግሊዝ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ንመራሕቲ ትካል ኣፍሪካ ዝወሃብ ፍሉይ ሽልማት ንምቕባል ናብ እንግሊዝ ኣምሪሖም። እቲ ሽልማት ጥንኩራት ትካላት ብምህናፅ ኣርኣያ ዝኾነ ስራሕ ንዝሰርሑ መራሕቲ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦን ሽልማትን ዝወሃብ ፍሉጥ መፅሄት…

ምምሕዳር ለተማ ኣዲስ ኣበባ ን6 ኣዋርሕ ወሰኽ ክራይ ገዛ ምግባር ከምዘይከኣል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ለተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ወሰኽ ክራይ ገዛ ምግባር ከምኡ እውን ተኻራዪ ክወፅእ ምግባር ከምዘይከኣል ኣፍሊጡ። ካቢኔ እቲ ምምሕዳር ከተማ ምኽባር ናብራ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ዘሕድሮ ፀዕንቶ ንምንካይ ወሰኽ…

ትግበራ ብሄራዊ መለለዪ መንነት ዝተጠናኸረ ዘፈር ፋይናንስ ንምህናፅ ከምዘኽእል ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ብሄራዊ መታወቂያ (መለለዪ መንነት) ምጭብርባር ገንዘበ፣ ተበፃሕነት ግልጋሎት ፋይናንስ ብምውሳኽን ዝተመሓየሸ ስርዓት መረጋገፂ መንነት ብምዝርጋሕ ዝተጠናኸረ ዘፈር ፋይናንስ ንምህናፅ ከምዘኽእል ተሓቢሩ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ…

ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ዘላቒ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽገብሩ ኢጋድ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ዘላቒ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽገብሩ ትካል በይነ ምግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣተሓሳሲቡ። ኢጋድ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዘጣየሾ ኣኼባ መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ሎሚ ንጉሆ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ጉጅለ ሱፐርቪዢን ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ጉጅለ ሱፐርቪዢን ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል ተዛቲየን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝገለፀኦ÷ ክረምታዊ ኣፈፃፀማ ስራሕቲ እቲ ምምሕዳር ከተማ ንምዕዛብን ንምሕጋዝን ምስ…