Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ጀኔቫ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 76 ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታ ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ ተኻይዱ።
ኣብቲ ጉባኤ÷ ኮንቬንሽን ፀረ ስቓይን ካልኦት ጭካኔ ዝተመልኦ፣ ኢ-ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ትኹረት ብምግባር ምክኽክር ተኻይዱ።
ካብ ቤት ፅሕፈት…
ፖሊስ ፌደራል ኣብ ምክልኻል ገበን ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ኣዋሽ ሰባት ንነዊሕ እዋን መሰረታዊ ኣካዳሚ ስልጠና ዝሃቦም ብዙሓት ኣባላት ፖሊስ ምክልኻል ገበንን ኣድማ ብተናን ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ፌዴራል ምክትል ኮሚሽነር ዋና…
ዓውዲ ሕርሻ ዘበናዊ ምግባር ቀንዲ ትኹረት ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ዘበናዊ ምግባር ቀንዲ ትኹረት ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኸፈተ ዓውደ ምርኢት ሕርሻን ሳይንስን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፓመል ዘተ÷ ሕርሻ…
ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ቃል፣ ተግባር፣ ወለዶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዓውደ ምርኢት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ሰገናት ዝተረድኡሉ መገዲ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ላዕለወይቲ ሓላዊት ማህበረት ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን፡፡
እቲ መዓልቲ ብብርኪ ዓለም ንመበል 76…
ኣብ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዉፅኢቱን ዝጠመተ መድረክ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዉፅኢቱን ዝጠመተ መድረክ ዘተ ኣብ ሚሊንየም ኣዳራሽ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሼዴ፣ ሚኒስትር ኢነዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋን…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኤግዚቢሽን ሕርሻ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ሕርሻ ዝተዳለወ ኤግዚቢሽን ሕርሻ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ መሪቆም ከፊቶም፡፡
እቲ ኤግዚቢሽን÷ መፍርያይነት ቴክኖሎጂ፣ ስራሕቲ ምርምርን ምህዞን፣ ኣብ ዲጂታላይዜሽን ሕርሻን ፋይናንስ ሕርሻን ዘድሀቡ ዘበናዊ…
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ናዕብን ሁውከትን ዝፅሕትሩን ዝሳተፉን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቕጠቡ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ሃገራዊን ክልላዊን ተግባር ዕንወት ብምውፋር ናዕብን ሁውከትን ዝፅሕትሩን ዝሳተፉን ውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ካብ ተግባሮም ንክቕጠቡ ኣተሓሳሲቡ።
መንግስቲ እቲ ክልል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰላም ናይ…
ብወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሙያን ክህሎትን ወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኣኽ ኣብ ክፍላተ ከተማ ኲሓን ዓንደርን ዑደት ኣካይዶም።
ብውልቀን ብማሕበርን ኣብ ዝተጣየሹ ትካላት…
ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ካብ መፅሓፍ “መደመር ትውልድ” 400 ሚልየን ብር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ካብ መፅሓፍ "መደመር ትውልድ" 400 ሚልየን ብር ተኣኪቡ።
መርሃ ግብሪ ምፍላጥ መፅሓፍ "መደመር ትውልድ" ኣብቲ ክልል ተሳሊጡ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሐመድን ካልኦት ላዕለዎት…