Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝፈሪ ፍርያት ወርቂ ሕጊ ተኸቲሉ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ንኸኣቱ ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝፈሪ ፍርያት ወርቂ ሕጊ ተኸቲሉ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ንኸኣቱ ብዕቱብ ምስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዘይሕጋዊ ዕድጊት ወርቂ ንምቁፅፃር…

ግድብ ህዳሰ ኣርኣያ ፕሮጀክት ኩለ መዳይ ዞባዊ ረብሓ ኢዩ-ሱዳናዊ ተንታኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣርኣያ ፕሮጀክት ኩለ መዳይ ዞባዊ ረብሓ ሃገራት ዘሐሉ ኣፍሪካዊ ፕሮጀክት ልምዓት አዩ ክብል ነበር ዲፕሎማት ጋዜጠኛን ተንታኒን ሱዳናዊ መኪ አልሞግራቢ ገሊፁ። መኪ አልሞግራቢ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ሕፅረት ምሩፅ ዘርኢ ከየጋጥም ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ንምቕራብ ብዕቱብ እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንክልላት ዝድልድሎ ምሩፅ ዘርኢ፥ ብትካል ምሩፅ ዘርኢ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያን…

ካብ 18 ሺሕ መረዳእታታት ትምህርቲ እቶም 900 ናይ ሕሶት ኮይኖም ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 18 ሺሕ መረዳእታታት ትምህርቲ ሕጋዊ መረጋገፂ ተገይሩ እቶም 900 ናይ ሕሶት ኮይኖም ከምዝተረኸቡ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ኣፍሊጡ። እቶም መረዳእታታ ትምህርቲ፥ ተመሳዲሎም ዝተሰርሑ፣ ኣፍልጦ ካብ ዘይብሉ ትካል ዝተውሃቡ፣ ብዘይተፈዘቐደ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ንዝተሳለጡ ተግባራት ሰልፊ ብምክያድ ድጋፍ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም። ኣይተ ሽመልስ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን500 ሰባት መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 1444 ፆም ረመደና ምኽንያት ብምግባር ን500 ሰባት መኣዲ ኣካፊሉ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ነቲ መርሃ ግብሪ ልዕሊ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ተገሊፁ፡፡ ንሕድሕድ ዓቐመ ደካማታትን ረጋውያንን፤…

ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ንዝተገበረ ሰልፊ ድጋፍ ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ክልል ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዓሊሙ ንዝተገበረ ሰልፊ ድጋፍ ምስጋና ኣቕሪቡ። ሓላፊ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣይተ ፈቓዱ ተሰማ÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ…

ኩሎም ጊዜያዊ ፈተናታት ተሳጊርና ምዕባለ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ጊዜያዊ ፈተናታት ተሳጊርና ምዕባለ ኢትዮጵያን ሓድነት ህዝባን ከምነረጋግፅ ፅኑዕ እምነት ኣለና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ ÷ “24…

መርሃ ግብሪ ምጥያሽ ሃገር ለኸ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጥያሽ ሃገር ለኸ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ተኻይዱ፡፡ እቲ መርሃ-ግብሪ፥ "ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያ ንድምፂ መናእሰይ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኻይዱ። ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)ን…

ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ክቕፅል ንምግባር ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ነበርቲ ምምሕዳር ከተማ ሸገር፣ ከተማታት ጅማ፣ ኣሰላ፣ ያቤሎ፣ ኣዳማ፣ ሻሸመኔ፣…