Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክሊ ኣተኣኻኽባ መኣዲ ንትውልዲ ምስ መራሕቲ ሚሲዮን ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ኣተኣኻኽባ መኣዲ ንትውልዲ ምስ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ዓለም ዝርከቡ መራሕቲ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ ኣማኻሪ ብሀዌራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ሬዲዋን ሑሴንን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

ኣብ ዞባ ባሌ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ሀይወት 15 መምህራን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ባሌ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ሀይወት 15 መምህራን ዩንቨርስቲ መደ ወላቡ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ናብ መምህራንዩኒቨርሲቲ መደ ወላቡ ካምፓስ  ሻሸመኔ ዘሳፈረት ተሽከርካሪት ብምግልባጣ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ከንቲባ ከተማ ሮቤ ኣይተ…

ክልል ደቡብ ደገፍ ምሩፅ ዘርእን እታዎታትን ሕርሻን ንትግራይ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝብን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ደቡብ ደገፍ 1 ሺሕን 500 ኩንታል ምሩፅ ዘርእን 3 ሺሕን 600 ዝተፈላለዩ እታዎታትን ሕርሻን ንትግራይ ሂቡ። እቲ ደገፍ ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ጉጅለ ልኡኽ እቲ…

ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ዝኸፈተልና ዕድል ብምጥቃም ህዝቢና ክንክሕስ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ማሕበረሰብ ንግድን ሰብ ሃፍትን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ሆቴል ፕላኔት ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ኣባላት ካቢኔ ግዝያዊ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ብምዃን ኣብ ብሄራዊ ሙዚየምን ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኩዌዝን  ኣብ ብሄራዊ ሙዚየምን ዑደት ኣካይደን። ብምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል ዘተ ዝገበረ እንትኸውን፥…

ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ፀገማት ብቕልጠፍ ንምፍታሕ ብውሁድ ሓድነት ክንረባረብ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝመርሕዎ ካብ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ዝተወከሉ ተሳተፍቲ ዝተረኸብሉ ህዝባዊ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣብ ሆቴል ፕላኔት ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ኣይተ ጌታቸው…

ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሽርክና ኣጠናኺሩ ከምዘቐፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ኩለ መዳይ ሽርክናን ምትሕብባርን ኣጠናኺሩ ከምዘቐፅል ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መግለፂ ሂቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂን ድርቅን ብሚሊየን ዝቑፀሩ ዜጋታት…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን መገዲ ፓሎች – ማቲያንግ – ማይውት – ፓጋክ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን መገዲ ፓሎች - ማቲያንግ - ማይውት - ፓጋክ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። እቲ መገዲ፥ ምዕራብ ኢትዮጵያ ምስ ሰሜን መብራቕ ደቡብ ሱዳን ዘራኽብ  ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ስነ ስርዓት መንባር ክታም…

ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮብያ ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮብያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ዩኒቨርስቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ሚኒስትራት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ሚኒስትራት ይካየድ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ኣብ ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘሎ ከይዲ ንምግምጋም ብዘለና ቁርፀኝነት እቲ…