Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ምስ ሓላፊ ቀዋሚ ዲፕሎማቲክ ሚሲዮን ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሪታ ሰውሰው ምስ ሓላፊ ቀዋሚ ዲፕሎማቲክ ሚሲዮን ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ዋሊድ ሃመድ ሺልታህ ተዛቲየን።
ኣብቲ እዋን ዘተ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ዲፕሎማን ቀዋሚ ተወካሊ ሕብረት ኣፍሪካን…
ኢትዮጵያ ግዕዝይና ንምክልኻል ንእትገብሮ ተግባራት ዝግበር ቴክኒካል ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ውሕመ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ግዕዝይና ንምክልኻል ንእትገብሮ ተግባራት ዝግበር ቴክኒካል ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብል ቢሮ ምክልኻል ሓደገኛ እፅን ገበንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።
እቲ ቢሮ ምስ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ብምትሕብባር…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ትካላዊ ዓቕሚ ብምህናፅ ዓወታት ክነቐፀል ኢና” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ከም ሃገር ዝተረከቡ ዓወታት ኣጠናኺርካ…
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ምስ ሚኒስትር ሕርሻ ቱርኪ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ሚኒስትር ሕርሻ ቱርኪ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳይ ዓቕሚ ልምዓት ማይ፣ ኢነርጂን ሚቲዮሮሎጂን ትኹረት ገይሮም፡፡
እቲ ልዝብ ጎድና ጎድኒ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ጉባኤ ማይ…
ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንምትግባር ዘርአየቶ ፃዕሪ ኣብ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ናእዳ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንምትግባር እናወሰደቶም ዝርከቡ ስጉምቲታት ኣብ ጄኔብ ፍሉያት ልኡኻት ሕብረት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢዶም።
መንግስቲ ኢትዮጵን ህወሓትን ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝበፅሑዎ ስምምዕነት ንምኽባር…
መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዓለም ለኸ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥ እቲ…
ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብዓውዲ ጉምሩክ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብዓውዲ ጉምሩክ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጉምሩክ ክልቲአን ሃገራት ቅልጡፍን ዘመናዊን ንምግባር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ዓለም ለኸ መዐቀኒታት ማእኸል ዝገበረን…
ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ክታም ኣንቢረን።
ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኣብያተ ዕዮ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር ንክኸፍሉ ከምዝተወሰነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር ንክኸፍሉ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1444/2015 ተጓዓዝቲ ሓጅ ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ።
እቲ ቤት ምኽሪ፥ ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር…
ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ።
እምነ ኩርናዕ እቲ ግድብ ዝተነበረሉ መበል 12 ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮጀክት እቲ ግድብ ካስብ ሐዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣብ ቀፃሊ ክስርሑ ዝተትሓዙ…