Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ጌታቸው ረዳ ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንክኾኑ ምሿሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 62(9)ን ኣዋጅ ቁፅሪ…
ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ።
ኣብ ሰትራቴጂ ልምዓት ኣባይቲ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኣብ ከተማታት ዘሎ ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ይስራሕ ከምዘሎ…
ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ፍልሰት ብሓባር ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ጥምረት ምትሕበባር ፍልሰት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ስራሕ በዝምልከት ዘተ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸውን መንበሪ ኣባይቲን ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ኣዶታትን ዝውዕል ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸውን ብ300 ሚሊየን ብር ዝህነፅ መንበሪ ኣባይቲን ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ኣዶታትን ዝውዕል ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢረን።
እቲ ማእኸል ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝህነፅ ኢዩ…
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ኣብ ጉባኤ ማይ ውሕመ ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ ማይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳተፉ ኣለዉ።
እቲ ጉባኤ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ታጂክስታንን መንግስቲ ኔዘርላንድስን ዝተሰናደአ ኢዩ፡፡
ድርቂን ለውጢ ንብረት…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ሃገራት ቤኔሉክስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ቤልጂዬም፣ ኔዘርላንድስን ሉክዘምበርግን ተዛቲዮም።
እቶም ዋና ዳይሬክተራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላምን ምርግጋእን ንምፍጣር እናሳለጦም ዝርከብ ስርከብ…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሳይንቲስት ጉዳያት ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደ ብርሃን ገብረእግዚኣብሔር ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሳይንቲስት ጉዳያት ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደ ብርሃን ገብረእግዚኣብሔር ሎሚ ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርና ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፣…
ኣብ ኢትዮጵያ እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ንኻልኦት ሃገራት ተሞክሮ ዝኾኑ ኢዮም ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ንኻልኦት ሃገራት ተሞክሮ ከምዝኾኑ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ሓለዋ ከባቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኤልዛቤት ማሩማ ኣፍሊጠን።
ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልማትን ሳንዶካን ደበበ ምስ ጉጅለ…
ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ብፖሊሲ ዝተሓገዘ ድጋፍ ፋይናንስ ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፋይናንስ መካተቲ ብምግባር ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ብፖሊሲ ዝተሓገዘ ድጋፍ ፋይናንስ ምግባር ከምዝግባእ ማሕበር መናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ማሕበር መናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን…
ጀርመን ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ብድርቂ ንዝተጎድኣ ሃገራት ዝውዕል ሓገዝ 25 ሚሊየን ዩሮ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማሊያ ፣ኬንያን ሱዳንን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 25 ሚሊዮን ዩሮ ገይሩ፡፡
እቲ ሓገዝ ብትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣቢሉ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ ፋኦ ነቲ ሓገዝ ካብ ምግስቲ ጀርመን…