Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ስርዓት ወፃኢ ንግዲ ብዘሎ ክፍተት ዝተፈላለዩ ፍርያታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ከምዝወፅኡ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስርዓት ወፃኢ ንግዲ ብዘሎ ክፍተት ዝተፈላለዩ ፍርያታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ከምዝወፅኡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ሃገራዊ መድረኽ ምውዳድ ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲ ኣብ ሸራተን ኣዲስ…
ትካል ጥዕና ዓለም 35 ሜትሪክ ቶን ናውቲ ሕክምና ሃንደበታዊ ሓደጋ ንክልል ትግራይ የከፋፍል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ጥዕና ዓለም 35 ሜትሪክ ቶን ናውቲ ሕክምና ሃንደበታዊ ሓደጋ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና እናቕረበ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ነቶም ቀረባት ልኢኹዎም ዘሎ፥ ምስ ሲቪል ሓለዋን ሰብ ኣዊ ሓገዝን ሕብረት ኣውሮፓ፣ ትካል ተራድኦ…
መበል 55 ስሩዕ ኣኼባ ውሕመ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 55 ስሩዕ ኣኼባ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ብብርኪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ተጀሚሩ።
እቲ ኣኼባ “ንኣፍሪካ ዳግመ ህንፀትን ለውጢ ብምቅልጣፍ…
ልዕሊ 177 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 177 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
እቶም ኣቁሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ትሽዓተ ውልቀ ሰባትን 12 ተሸከርከርቲን እውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡
ካብ 1 ክሳብ 7 መጋቢት 2015 ዓ.ም…
ክብሪታት ሰላም ንምህናፅ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣነ ሓላዊ ሓፍተይ ኢየ“ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር እናተኸበረ ዝፀንሐዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዓ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን…
ኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ንምርግጋፅ ግደ መናእሰይ ዝዓዘዘ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ንምርግጋፅ ግደ መናእሰይ ዕዙዝ ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም።
"መሰረታዊ ኣተሓሳስባታትን ሓሳባትን ፓርቲ ብልፅግና" ብዝብል ርእሲ ካብ 3 ክሳብ 11 መጋቢት 2015 ዓ.ም ንኣባላት…
መርሃ ግብሪ መጀመሪ ምንቅስቓስ እቶትን ምሃብ ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ "ግብሪ ንኽብሪ ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ምንቅስቓስ እቶትን ምሃብ ኣፍልጦን የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣…
ክሳብ ዝቕፅል ሰሉስ ዝፀንሕ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ን30ሺሕ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ክሳብ ዝቕፅል ሰሉስ ዝፀንሕ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ።
መኽፈቲ ስነ-ስርዓት እቲ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ዝተኻየደ እንትኸውን፥ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ኣርባዕተ ሰባት ብውሕጅ ተወሲዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ብዝወቕዐ ዝናብ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ኣርባዕተ ሰባት ብውሕጅ ከምዝተወሰዱ ተገሊፁ።
ትማሊ ምሸት ብዝወቕዐ ዝናብ ስዒቡ ምሸት ሰዓት 12:05 ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስስልክ ላፍቶ ወረዳ 11 ወሰን ሩባ ማንጎ ሰፈር ናብ ዝርከቡ…
ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዕድል መሃብ ይግባእ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዕድል መሃብ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ (ዳውን ሲንድረም) “ስለና ምሳና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ፋውንዴሽን ዲቦራ ኣብ…