Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ንኣፍሪካውያን ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ዝብል ኣምር ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማታ ዝፈትሐትሉ መገዲ ኢዩ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ንኣፍሪካውያን ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ" ዝብል ኣህጉራዊ ኣምር፤ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማታ ዝፈትሐትሉ መገዲ ዓብዪ ኣብነት ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኮሚሽነር…
ኣስከሬን ፍሉጥ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስከሬን ፍሉጥ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣብቲ ኣቀባብላ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን እቲ ክልልን ተረኺቦም፡፡
ኣርቲስቱ…
ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፖሊሲ ምርምር ምግቢ ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ፈሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፖሊሲ ምርምር ምግቢ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)ን መቐመጢኡ ኣብ ኣሜሪካ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ብታንዛኒያ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ብታንዛኒያ ጀሚሮም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ታንዛኒያ፣ ኮሞሮስ፣ ቡሩንዲን ዩጋንዳን ኢዮም ዑደት ክገብሩ።
ኣይተ ደመቀ ሎሚ ኣብ…
ከይዲታት ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ከምዝኾኑ ማይክ ሃመር ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ኣጋጢሙ ዝነበረ ኲናት ብስምምዕነት ሰላም ዝዛዘመትሉ መገዲ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ከምዝኸውን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ገሊፆም።
ኣሜሪካ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኽፀንዕ ትፅቢት…
ኣፈፃሚ ጉዳይ ጀርመን ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዘጋጠመ ጎንፂ መፍትሒ ንምንዳይ ዓሊሞም ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ጉዳይ ወፃኢ ጀርመን ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ ሃገራት ክርስቶፍ ሬዝላፍ፥ ኣብ ሱዳን ንዘጋጠመ ጎንፂ መፍትሒ ንምንዳይ ዓሊሞም ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዘቲዮም።
ክርስቶፍ ሬዝላፍ፥ ኣብቲ ዛዕባ ምስ መንግስቲ…
ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ ትግራይ ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕብረት ኣውሮፖ ዳይሬክተር ትካላት ወሃብቲ ሓገዝ ሓውሲ ሰሃራ ኣፍሪካ፣ ኤስያን ላቲን ኣመሪካን ኣንድሪ ኮልማህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ከተማ መቐለ ኣትዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር…
ኩነታት ፀፅታ ንምጥንኻር ዝተዋደደ ስራሕ ኣካላት ፀፅታ የድሊ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተመሓየሸ ዝመፅአ ኩነታት ፀፅታ ንምጥንኻር ዝተዋደደ ስራሕ ኣካላት ፀፅታ ከምዘድሊ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም።
መበል 14 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኮሚሽነር…
ቻይና ዜጋታታ ካብ ሱዳን ክተውፅእ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ዜጋታታ ካብ ሱዳን ክተውፅእ ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ስጉምቲ ኣብ ሱዳን ዝተወለዐ ጎንፂ ስዒቡ ዝተወሰነ ከምዝኾነ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።
ቻይና ኣብ ካርቱም ዝርከቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዜጋታት ድሕንነቶም…
ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ገይራ ኢያ – ቲቦር ናዥ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ዝገበረት ሃገር አያ ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣፍሪካ ከምኡውን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ቲቦር ናዥ ገሊፆም።…