Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሌሊሴ ነሜ ምስ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኣብ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሌሊሴ ነሜ ምስ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኣብ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ሊዩ ዲያንክሰን ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ እቶም ትካላት ዘሎ ምትሕብባር ብምሕዝነት ኢንቨስትመንትን…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ጎንደር ዝሃነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ጎንደር ዝሃነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለን ሚኒስትር ስራሕን…
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ 2ይ ዙር 157 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 2 ቢሊየን ብርን ሰብኣዊ ሓገዝ ተኸፋፊሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ኣብ ካልኣይ ዙር ልዕሊ 157 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ክብ ንምባል ዘኽእል ጉጅለ ንምጥያሽ ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ክብ ንምባል ዘኽእል ጉጅለ ንምጥያሽ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ።
ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግበራት ናብ ቻይና፥ ቤጂንግ ምኻዱ ይዝከር።…
ምስ ኣሕዋት ኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ዘቀራርቡ ዘተታት ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ተኻይዶም- ኣምባሳደር ታዬ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኣሕዋትን ኣሕዋትን ኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ዘቀራርቡ ዘተታት ጎኒ ንጎኒ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝተኻየዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ታዬ…
ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና፥ ቤጂንግ ኣቲዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ምትሕብባር ጉዳያት ንግዲ፣ ኢንቨሰትመንትን ኢኮኖሚን ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብተወሳኺ ምስ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 21 ለካቲት 2015 ዓ.ም ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ከምዝካየድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዕላማ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ሞንጎ ኣቢያተ እምነት ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር፣ ኣብ ሞንጎ ኣመንቲ…
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ኢንተርፕራይዝ ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ኢንተርፕራይዝ ዝህቦ ራብዓይ ዙር ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።
ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም 4 ሺሕ ሰልጠንቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ዝተጀመረ እቲ ስልጣና፥ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ 57 ከተማታት ዝርከባ…
ኣፍሪካ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምግታእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብገንዘብ ክሕግዝ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣፍሪካ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምግታእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብገንዘብ ንኽሕግዝ ፀዊዖም፡፡
ኣይተ ደመቀ መኮንን ንምልከቶም ዓለም ለኸ ተዋሳእቲ ኣካላት…
ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደርእይን…