Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብራ ኢየን። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን ናይ ክልተ መዓልቲ ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሕብረት ኣፍሪካን ክዛተያ ኢን ዝብል…

ሕብረተሰብ ካብ ምጭብርባር ዕድጊት ክጥንቀቕ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣገዚቡ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሜላ እናቐያየሩ ኣብ እዋን በዓላት ካብ ዝፍፀሙ ምጭብርባራት ዕድጊት ክጥንቀቕ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣተሓሳሲቡ። ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን እቲ ኣገልግሎት እንዳለ ኣሰፋ ከምዝበሉዎ÷ ብዙሓት ከከምዓቕሞም…

ሕብረተሰብ ኣብ ቅነ በዓላት ሓደጋ ከየጋጥም ጥንቃቐ ንኽገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓላት ተተሓሒዙ ሓደጋታት ከየጋጥሙ ሕብረተሰብ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብ ቅነ በዓላት ሓይሊ ኤሌክትሪክን ሓዊን ብስፍሓት ኣብ ረብሓ ስለዝውዕሉ ነዚ ስዒቡ ኣብ ዝቕፅል…

ኢትዮጵያን ስሎቬኒያ ደቂ ኣንስትዮ ምንቃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገፀር ከባቢ ኢትዮጵያ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ንምንቃሕ ምስ ስሎቬኒያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫኒያ ታኒያ ፋየን…

ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን ተዛቲዮም። ኢንጂነር ሃብታሙ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ሩሲያን ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ጥንኩር…

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ትግራይ ዑደት የሳልጣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኩነታት ጥዕና ትግራይ ንምዕዛብ ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣቲዩ። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ፥ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ቱርካውያን ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ክፋላት ማሕበረሰብ ብምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ቱርካውያን ሓገዝ ናውቲ፣ ገንዘብን ጉልበትን ከምዝገበሩ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕበባር ከምዝገበሩዎ ተሓቢሩ፡፡…

ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ከምእትከፍት ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ፍሊይቲ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቬኒያ ሬናታ ቬልባር ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ…

ኣኼባ ኮሚቴታት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ኮሚቴታት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፥ ኣብቲ ዞባ ን ከባቢኡን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ዝግበር ምንቅስቓስ ፖሊስ ንምድንፋዕ ዕላማ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ…

ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ዕዉት ውፅኢት ከምዝገበሩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…