Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ክገብር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝገብር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እቲ ሕብረት ኣፍሊጡ።
እቲ ሕብረት ብሓፈሻ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንሰብንኣዊ ደገፍ ዝኸውን 331 ሚሊየን ዩሮ ከምዝህብ ዕላዊ ገይሩ።…
ትውልዲ ምድማር ማእኸል መዘናግዒ ስፖርት ንህፃናትን መናእሰይን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ትውልዲ ምድማር ማእኸል መዘናግዒ ስፖርት ንህፃናትን መናእሰይን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ኣመራርሓ ከተማን ክፍለ ከተማን፣…
ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሞሮስን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ኣዛሊ ኣሱማኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሰደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
33 ኢትዮጵያውያን ካብ ፑንትላንድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)33 ኢትዮጵያውያን ካብ ፑንትላንድ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ፌዴሪኢ ኣብ ፑንትላንድ ኣብ ቦሳሶ ምስ ዝርከብ ጨንፈር ቢሮ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት (IOM) ብምትሕብባር 33 ፍልሰተኛታት ካብ ቦሳሶ ናብ…
ብገበን ግዕዝይና ኣብ ልዕሊ ዝተኸሰሱ ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ውሳነ ቅፅዓት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ኣብ ልዕሊ ዝተኸሰሱ ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ውሳነ ቅፅዓት ተዋሂቡ።
እቲ ውሳነ ቅፅዓት ተወሲኑ ዘሎ ብላዕላይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጉዳያ ግዕዝይና እንትኸውን፥ ውሳነ ቅፅዓት ዝተመሓላለፈሎም…
እምነት ሽፋን ብምግባር ዛዕባ ፖለቲካ ንምስጓም ዝፍትኑ ኣካላት ብሓባር ምቅላስ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነት ሽፋን ብምግባር ዛዕባ ፖለቲካ ንምስጓም ዝፍትኑ ኣካላት ብሓባር ምቅላስ ከምዝግባእ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኮሚሽን ፖሊስ አኣዲስ ኣበባን ኣብ ስራሕቲ ሰላምን…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ፀረ-መበረታትዒ ቅመማት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ፀረ-መበረታትዒ ቅመማት ዊቶልድ ቦንካን ልኡኾምን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ፀረ-መበረታትዒ ቅመማትን ብዝበለፀ ተቐራሪቦም ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ኮሚቴ ምኽባር ሕጊ ትካል ጉምሩኻት ዓለም ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 43 ኣኼባ ኮሚቴ ምኽባር ሕጊ ትካል ጉምሩኻት ዓለም ትሳተፍ ኣላ።
ንኣርባዕተ መዓልቲታት ኣብ ርእሰ ከተማ ቤልጂየም ብራስልስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኣኼባ፥ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ኣይተ ሙሉጌታ በየነ…
ሚኒስቴር ሕርሻ ንክልል ሶማሌ ልዕሊ 160 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 160 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ፥ ሚኒስትር ሕርሳሻ ግርማ ኣመንቴ ( ዶ/ር) ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣረኪቦምዎም፡፡…
“ሰላም ንንግዲ፣ ንግዲ ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማእኸል ናይ ውልቀ ኢንተርፕራይዛት "ሰላም ንንግዲ፣ ንግዲ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዝብ ተኻይዱ፡፡
ኣብ ሚኒስቴር ሰላም ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ህንፀት ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ታየ ደንዳኣ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥…