Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፍትሓዊ ሕቶታት መሰረተ ልምዓት ዜጋታት መልሲ ክረኽቡ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍልጠት ዝተመርኮሰ ርክብ ብምፍጣር ፍትሓዊ ሕቶታት መሰረተ ልምዓት ዜጋታት መልሲ ክረኽቡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉበኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
መድረኽ ዘተ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ይሳለጥ…
ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ አያሌው፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ትግራይ ንህፃናት ኣድለይቲ ዝኾኑ ክትባታት ንምብፃሕ በምውዳድ…
ኣብ ጉባኤ ዩኔስኮ 2 ሓድጊታት ኢትዮጵያ ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ዝድህሰስን ሓደ ዘይድህሰስን ብድምሩ ክልተ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ።
ኣብ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊታት…
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 212 ሚሊየን ብር ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 212 ሚሊየን ብር ከቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ፀሐፊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጌታቸው ታዓን ሓላፉ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ…
ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ዘቲየን።
እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ምድላውን ትሕዝቶን ካልኣይ ዙር ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ካብ ፈላማይ ዝቐፀለን ናይዛ ሃገር ቀዳማይ ምዕባለ ኢኮኖሚ ድልየትን…
ንተግባራውነት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ግደ ህዝብን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ወሳኒ ምዃኑ ተገሊጹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተግባራውነት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ግደ ህዝብን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ወሳኒ ምዃኑ ተገሊጹ።
ድሕሪ ነቲ ዝተረኸበ ሃዋህው ንምዝራግ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ትልሞም ንክፍሽል እቲ ማሕበረሰብ ተወዲቡ ክቃለሶምን ከባቢኡ ካብ ከምዚኦም ዝዓይነቶም ሃወኽቲ…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ኣመሪቑ።
እቲ ትካል ብፎቶ ካሜራ፣ ቪዲዬ ካሜራ፣ ቪዲዮ ኤዲቲንግን ግራፊክስን ዘሰልጠኖም ሰራሕተኛታት ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢዩ ኣመሪቑ።
እቶም ሰልጠንቲ ንሓደ…
ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮምን ሚኒስቴር እቶትን ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሞም።
ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ብምዃን ግብሮም ንምኽፋል ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ነዚ ድማ ብኣገልግሎት…
ንመበል 36 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ እቲ ሕብረትን ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
እቲ ኘጉባኤ ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን 30…
ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ደገፍ 71 ሚኢታዊ ከምዝተወዘዐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ጎንፂ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝቐርብ ዘሎ ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ደገፍ 71 ሚኢታዊ ከምዝተወዘዐ ተገሊፁ።
ክሳብ ሐዚ ኣብ ካልኣይ ዙር 239 ሺሕን 628 ሜትሪክ ቶን ምግቢ ምክፍፋሉ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን…