Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ተኸቢሩ ክሳብ ዝዛዘም ሞተር ብሽክሊታ ምሽክርካር ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር ካብ ሎሚ መዓልቲ 08 ጥሪ 2015 ዓ.ም ሰዓት 6:00 ጀሚሩ ክሳብ ሓሙስ 11 ጥሪ ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣጋምሸት ሰዓት 12:00 ሞተር ብሽክሊታ ምሽክርካር ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ኤጀንሲ ማኔጅመንትትራፊክ ኣፍሊጡ። እቲ…

ብኣይተ ካሳሁን ጎፌ ዝተመርሐ ልኡክ ምስ ሚኒስትር ንግዲን ቱሪዝምን ጅቡቲ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ዝተመርሐ ልኡክ ምስ ሚኒስትር ንግዲን ቱሪዝምን ጅቡቲ ዓሊ ዳውድ ተዛቲዩ። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ስምምዓት ፍርያት ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ትኹረት ገይሮም፡፡ እቲ ጉጅለ…

ኮንግረስ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ መረፃ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ኮንግረስ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ነቲ ሪጅን ዝመርሑ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ተመሪፆም፡፡ ብመሰረት እዚ÷ ጄነራል ጃክሰን ቲዊ ካብ ኬንያ ፕሬዚዳንት ብምዃን እንትምረፁ÷ ሚስተር…

በዓል ጥምቀት ብሓድነት፣ ክብሪታቱን ባህላዊ ህያባቱን ሓሊዩ ክኽበር ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ወናኒት ብዝሃ ቋንቋን ሃይማኖትን ኣብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኣደባባይ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ብሓድነት፣ ክብሪታቱን ባህላዊ ህያባቱን ሓሊዩ ክኽበር ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምትእስሳር ህዝቢ…

ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተደጋጋሚ ገበን ክፍፅሙ ዝነበሩ ውልቀሰባትን ገበን ዝፍፀመሎም ከባቢታትን ብዝተገበረ ስራሕ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ። አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን መበገሲ መዛተዪ ሓሳባት ኣቕሪቦም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…

ጉባኤ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይላይት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ÷ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኦፍ ኣፍሪካን ኣትሌቲክስ ሃማድ ካልካባ ማልቡም፣ ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካን ፕሬዝዳንት ኣትሌቲክስን ጀነራል…

በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ቦታታት ዝርከቡ ክፋላት ሕረተሰብ ኣጋይሽ ብኢትዮጵያዊ ጨዋነት ከተኣናግዱ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ቦታታት ዝርከቡ ክፋላት ሕረተሰብ ኣጋይሽ ብኢትዮጵያዊ ጨዋነት ከተኣናግዱ ሚኒስቴር ቱሪዝም ፃውዒት ኣቕሪቡ። በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ። ብድምቀት ዝኽበር በዓል ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ቱሪዝም…

ኣምባሳደራት ኣብ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣምባሳደራት፤ እቲ ፕሮጀክት ዝርከበሉ ደረጃ ተዘዋዊሮም ዝተዓዘቡ እንትኾኑ÷ ከይዲ ህንፀቱ ዝምልከት መብርሂ…

ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሳልሳይ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ። ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ…