Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ነቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ…
ኣብ ሽግግር ፍትሒ ዝጠመተ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ኣብ ሽግግር ፍትሒ ዝጠመተ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ።
ዓለም ለኸ ሞያዊያን ኣብቲ ጉባኤ ልምዶም ከምዘካፍሉ ተሓቢሩ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው፥ መንግስቲ ንምርግጋፅ ሽግግር ፍትሒ…
ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ።
እቲ ምምሕዳር ሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንምሃብ ብመንግስቲን ብውልቀን ዝስርሑ ቀዳማይ ዙር ፕሮጀክት ህንፀት 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምጅማር ስነስርዓት ክታም ሰነድ ስምምዕነት…
ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም።
ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ፥ ፊታውራሪ ሃብተጊዮርጊስ ዲነግዴ…
ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 331 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ንኢትዮጵያ ልዕሊ 331 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም።
ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ፥ እቲ ሓገዝ በቲ ሚኒስቴር ቤት…
ኣፍሪካ ብስወራ ግብሪ በቢዓመቱ ካብ 40 ክሳብ 60 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ብምኽንያት ስወራ ግብሪ በቢዓመቱ ካብ 40 ክሳብ 60 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን ምክትል ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን በዓልቲ ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲን ሃናን ሞርሲ ገሊፀን።
ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን…
ንኢትዮጵያ ስጋኣት ዝኾኑ ሕማማት ንምክልኻል ርብርብ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት የድሊ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ እዋናዊ ስጋኣት ዝኾኑ ሕማማት ንምክልኻል ርብርብ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ከምዘድሊ ተገሊፁ።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ቤት ትምህርቲ ጥዕና ሕብረተሰብ መምህር መምህር ዶክተር ሚርጊሳ ካባ ከምዝገለፁዎ፥ ጥዕና ማሕበረሰብ ምስ እንስሳት፣…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳናይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዲፕሎማሲያዊ ጉዳያትን ብዕምቆት ተመያይጦም፡፡
ዝፀንሐ ክልተኣዊ ርክብ…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሺ ጂን ፒንግ ንሳልሳይ ግዘ ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃንብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መልእኽቶም÷ “ሺ ጂን ፒንግ ዳግም ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃን ብምምራፆም…
ትካላት ውፅኢታዊነት ኢንቨስትመንት ኣብ ምድንፋዕ ትኹረት ብምግባር ንጭቡጥ ምዕባለ ክሰርሓ ይግባእ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን (2016-2018) ምስ በጀት 5ይ ዙር ፕሮግራም ኣጠዓዒምካ ምኻድ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ዝተሰናደአን ኣብ ምትግባር ዝርከብን ትልሚ…