Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ፀወታ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሰበታ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብቲ ፀወታ ሱራፌል ኣወል ኣብ መበል 32 ደቒቕ ዘመዝገባ ሽቶ ጅማ ኣባ ጅፋር መሪሕ ኮይና ትንበር እምበር፥ ኦሲይ ማውሊ ድሕሪ…

ተዓዋቲት ጋንታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ብር 1 ሚሊየን ሽልማት ክብርከተላ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተዓዋቲት ጋንታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ተሸላሚት ብር 1 ሚሊየን ከምትኸውን ኩባኒያ ኣክሲዮንቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቦ መግለፂ፥ ኩለን ተሳተፍቲ ክለባት ከከም ደረጀአን ሽልማት ከምዝብርከተለንን ካልአይቲ…

ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ድማ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣካቢት እቲ ቤት ምኽሪን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ኮሚሽነት ኮሚሽን ስፖርት ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፣ ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ዱቤ ጅሉን…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ምምላስ ዕረፍቲ  ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ስዒራታ ዘላ፡፡…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 6 ደረጃታት ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፊፋ ኣብ ዝውፀኦ ወርሓዊ ደረጃ ኩዕሾ እግሪ ሽዱሽተ ደረጃታት ኣመሓይሻ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ዓለም ኣብ መበል 140 ከምዝተቐመጠት ፊፋ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት…

መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ናይ መፃረዪ ውድድራት ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኩባኒያ ምብሮ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዕጥቂ ንምቕራብ ዘኽእሎ ስምምዕነት ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ መፍረዪ ዕጥቂ ስፖርት ምብሮ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዕጥቂ ንምቕራብ ዘኽእሎ ስምምዕነት ንኣርባዕተ ዓመት ኣናዊሑ። እቲ ኩባኒያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2019 ጀሚሩ ምስ ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዕላዊ ስፖንሰር ቴክኒካል ብምዃን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዋልያታት 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ንዋልያታት) 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ። እቲ ምምሕዳር ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብሓድነት ተደሚሮም…

ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኻዊ ዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ  ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ፥ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን  ዶ/ር ሂሩት ካሰው ፣ ኮሚሽነር  ኮሚሽን …

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኒጀርን ማዳጋስካርን ባዶ ንባዶ ማዕረ ምውፀአን ስዒቡ ኢዩ 9 ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሓሊፋ ዘላ፡፡ ኢትዮጵያን ኮትዲቧርንቧናገበረኦ ኣብ ዝነበራ…