Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ማሕበር ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኣሰልጣኒ ፍራንክ ናፓል ዋና ኣሰልጣኒ ገይሩ ሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ደቡብ ኣፍሪካዊ ኣሰልጣኒ ማሂር ዴቪድስ ብስምምዕነት ዝተፈላለየት ማሕበር ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኣሰልጣኒ ፍራንክ ናፓል ዋና ኣሰልጣኒ ገይሩ ሾይሙ። ኣሰልጣኒ ፍራንክ ኣብ ዓውዲ ኩዕሾ እግሪ ንልዕሊ 35 ዓመታት ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንዋልያታት ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንብሃራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትየጵያ (ዋልያታት) ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጋንታ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ናይ ምሕላፍ ዕድሉ ኣስፊሑ ኣሎ።…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ  መዳሊያ ወርቂ  ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ። ካብ ዝተፈላለዩ…

ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ዋሊያ ኣብ ልዕሊ ማዳጋስካር 4 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምስ ማጋዳስካር ኣብ ዝገበሮ ፀወታ  ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ  4 ንባዶ ተዓዊቱ። ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ኣብ መበል 19 ደቒቓ ምስ መረበብ ማዳጋስካር ዝተራኸበት ፈላመይቲ ሸቶ ኣማኑኤል…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ክልተ ተፃወትቲ ክፍሊ ምክልኻል ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃኢ ረቡዕ ምስ ማዳጋስካር መዘናኣ ክትፃወት ኢያ፡፡ እቲ ፀወታ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ እታ ሃገራዊት ጋንታ ንምጥንኻር…

ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባየርን ሙኒክ ምስ ፓሪስ ሴንት ዠርመይን ሪያል ማድሪድ ምስ ሊቨርፖል ማንቸስተር ሲቲ ምስ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ፖርቶ ምስ ቼልሲ ተደልዲለን ኣለዋ።…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ማላዊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ። ኣብቲ ፀወታ መስዑድ መሓመድ ፣ ጌታነህ ከበደ ፣ሱራፌል ዳኛቸውን ኣቡበከር ናስርን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን25 ተፃወትቲ ፃውዒት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ኢትዮጵያ ብኣሳዳእነት ካሜሩን ንዝካየድ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ማዳጋስካርን ኮትዲቯርን ንዘለዋ ፀዋታ ን25 ተፃትቲ ፃውዒት ገይሮም፡፡ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሰበታ ከተማን ሃዋሳ ከተማን ኣራኺቡ ነይሩ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ድማ ሰበታ…