Browsing Category
ስፓርት
ውበቱ አባተ ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውበቱ አባተ ዋና ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕቲዮ ንክኾኑ ከምዝሾሞም ኣፍሊጡ።
ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንክልተ ዓመት ውዕሊ ከም ዝተውሃቦም ተገሊፁ።
እቲ ጋንታ ብዘይ ኣሰልጣኒ…
ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድላዪ ጥንቃቐ ብምግባር ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ከምዝጅመሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድላዪ ጥንቃቐ ብምግባር ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ከምዝጅመሩ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ብዝብል፤ ስፖርታዊ ስልጠናታት፣ ውድድራት ብሓፈሻ ስፖርታዊ…
መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ከምዝሳተፍ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ጋንታ ፋሲል ከነማ ድማ ኣብ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ንኽሳተፉ ከምዝወሰነ ተገሊፁ።
ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ…
ያጎ ሲልቫ ንጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ቲያጎ ሲልቫ ንእንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቸልሲ ፈሪሙ።
ሲልቫ ናይ ምንዋሕ ኣማራፂ ዘለዎ ስምምመዕነት ውዕሊ ሓደ ዓመት ኢዩ ናብ ጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ ዘሎ።
ወዲ 35 ዓመት ተኻላኻሊ ቲያጎ ሲልባ ብናፀ…
ጋንታ ባየር ሙኒክ ተዓዋቲት ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዓመት ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ባየር ሙኒክ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጀርመንን ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዓመት ኮይና።
ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2019/2020 ትማሊ ምሸት ኣብ ርእሰ ከተማ…
ውድድር ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ክሽየጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራት ፕሪሜር ሊግ ብቴሌቪዝን ከመሓላልፉ ንዝኽእሉ ትካላት ክሽየጥ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ተወታታት ኩዕሾ እግሪ ፕሪሜርሊግ ኣብ ሞንጎ 16 ጋንታታት ኣብ ሜደአንን ካብ ሜደአን ወፃኢን ብዝብል…
ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም።
ጋንታ ባርሰሎና ነበር ኣሰልጣኒኣ ኪኬ ሴቲዬን ኣብ ግጥም ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ድሕሪ ዘጋጠማ ከቢድ ስዕረት ኣሳናቢታቶም ኢያ።
ነዙይ ስዒቡ ድማ ነበር…
ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ቸልሲ ዊሊያን ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ናብ ጋንታ ኣርሰናል ተፀምቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ኣማካር ዊሊያን ናብ ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርሰናል ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ተፀምቢሩ።
ዊሊያን ካብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቸልሲ ብምልቃቕ ኢዩ ብናፃ ናብ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል ኣምሪሑ ዘሎ።
ወዲ 32 ዓመት…
ኣብ ዩሮፓ ሊግ ተጋጠምቲ ጋንታታት ርብዒ ፍፃመ ተፈሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩሮፓ ሊግ ጋጠምቲ ጋንታታት ርብዒ ፍፃመ ተፈሊየን።
ብቕድሚ ትማሊን ትማሊን ብዝተገበሩ ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት፥ ኣብ ርብዒ ፍፃመ ዝራኸባ ጋንታታት ተፈሊጠን ኢየን።
ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ሰኑይን ሰሉስን ክካየዱ…
ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ዋንጫ ፕሪመርሊግ ዓቲራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊቭርፑል ትማሊ ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ ነታ ድሕሪ 30 ዓመታት ዝተዓወተትላ ዋንጫ ፕሪሚየር ሊግ ብዕሊ ተቐቢላታ።
ሓለቓ ጋንታ ሊቨርፑል ጆርዳን ሃንደርሰን ነታ ዋንጫ ካብቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1990 ሊቨርፑል ንቸልሲ 5 ብ3 ስዒራ ዋንጫ…