Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ክካየድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ከምዝካየድ ግዚያዊ ዋና ፀሓፊ ኮንፈደሬሸን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ዓብደል ባህ ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ መግለፂ ክህቡ እንከለዉ፥…

ጋንታ ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ሻምፒዮና ፕሜርሊግ እንግሊዝ ማዃና ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ተዓዋቲት ፅዋዕ ፕሜርሊግ እንግሊዝ ማዃና ኣረጋጊፃ። ጋንታ ኣንፊልድ ሊቨርፑል፥ ትማሊ ኣብ መበል ካልኣይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ብቼልሲ ምስዓራ ስዒቡ ኢያ ሻምፒዮና ኮይና ዘላ።…

ኣብ ግጥማት ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሪያል ማድሪድ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 29 ሰሙን ፀወታታት ላሊጋ ስፔን ትማሊ ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም። ኣብቶም ፀወታታት ጋንታታት ኣላቬስን ሪያል ማድሪድን ዓወት ቀኒዑወን። ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንቫሌንሲያ ኣተኣናጊዳ 3 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ፥ ካሪም ብንዜማ ክልተ…

ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝተቛረፁ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪሜርሊግ እንግኒዝ ድሕሪ 100 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም። ብዝተገበረ ስምምዕነት መሰረት እቶም…

ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ዝተጀመረ ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሲቪያ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ላሊጋ ስፔን ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ትማሊ ዳግም ናብ ውድድር ተመሊሱ። እቲ ውድድር ትማሊ ምሸት እንትጅምር ጋንታታት ሲቪያን ሪያል ቤቲስን ኣራኺቡ። እቲ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ዝተጀመረ ውድድር ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሲቪያ 2 ን 0…

ማንቼስተር ዩናይትድ ውዕሊ ኦዲዮን ኢጋሎ ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ናይ ናይጀሪያዊ ተፃዋታይ ኦዲዮን ኢጋሎን ውዕሊ ንተወሰኽቲ ኣዋርሕ ምንዋሓ ኣፍሊጣ። እታ ጋንታ ነቲ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ክሳብ መፃኢ ወርሒ ጥሪ ንኽተፅነሖ ኣብ ስምምዕ ከምዝበፅሕት ገሊፃ ኣላ። እቲ…

ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 10 ሰነ ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉነበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ተቛሪፁ ዝነበረ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 10 ሰነ 2012 ዓ.ም ናብ ውድድር ከምዝምለስ ተገሊፁ። እቲ ሊግ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናልን ከምኡ እውን ኣስቶንቪላ ምስ ሼፍልድ ዩናይትድ ብዝገብሩዎም…

ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ቅዱስ ጊዮርጊስን ተስፋየ ኡርጌቾ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ቅዱስ ጊዮርጊስን ተስፋየ ኡርጌቾ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ካብ ዝነብረሉ ሃገረ ኣሜሪካ ንዕረፍቲ ናብ ኢትዮጵያ መፂኡ ዝነበረ ተስፋዬ፥ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ሕክምና እናተኸታተለ ምፅንሑ ካብ ፌዴሬሽን…

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኩሎም ውድድራት ሊግ ዓመተ 2012 ከምዝተሰረዙ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኩሎም ውድድራት ሊግ ዓመተ 2012 ከምዝተሰረዙ ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፌዴሬሽን ከምዝበሎ፥ ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ምህላዋ ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ለበዳ መዓዝ ኣብ ቁፅፅር ከምዝውዕልን እቶም…

ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ንምጅማር ዘኽእል ስነ-ስርዓት ፌርማ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ንምጅማር ዘኽእል ስነ-ስርዓት ፌርማ ተሳሊጡ። ስራሕቲ ተቛራፃይነት ብኮርፖሬሽን ስቴት ኮንስትራክሽን ኢንጅነሪንግ ቻይና፤ ኤም ኤች ኢንጅነሪንግ ድማ ብኣማኻሪነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ገርጂ ዝህነፅ…