Browsing Category
ስፓርት
ጋንታ ወልዋሎ ካብ ዝኾነ ይኹን ውድድር ተኣጊዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንጋንታ ወልዋሎ ካብ ዝኾነ ይኹን ውድድር ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ።
እቲ ፌዴሬሽን ንጋንታ ወልዋሎ ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳቤ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብታ ጋንታ ምስ ዘገልገሉ ሸሞንተ ተፃወትቲ ተተሓሒዙ 14 ጥሪ 2012 ዓ.ም…
ባምላክ ተሰማ ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣፍሪካ ብዳይነት ክመርሕ ኢዩ
አዲስ አበባ ፣ የካቲት 16 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳይና ባምላክ ተሰማ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣፍሪካ ብዳይነት ክመርሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ባምላክ ተሰማ ጋንታ ቲፒ ማዜምቤ ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ሞሮኮ ራጃ ካዛብላንካ እተተኣናግደሉ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ብዋና ዳይነት…
ኣትሌት ኣባብል የሻነህ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ቃይማህ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣባብል የሻነህ ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ።
እታ ጓል 28 ዓመት ኣትሌት፥ ብ 1 ሰዓት 4 ደቒቕን 31 ካልኢትን ብምእታው እያ ነቲ…
ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ኣብቲ ውድድር፥ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ብኽልቲኡ ፆታ፣ ከምኡ እውን ብ3 ሺሕ ሜትሮ ብደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓወትቲ ክኾኑ…
ፈላማይ ስፖርታዊ ውድድር መኪና ኣብ መቐለ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ስፖርታዊ ውድድር መኪና ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ።
እቲ ውድድር ፎኔክስ ብዝተብሃለ ማሕበር ስፖርታዊ መኪና ዝተሰናደአ እንትኸውን፥ 15 ካብ ኣዲስ ኣበባ 8 ድማ ካብ መቐለ ዝተዓደሙ ተወዳደርቲ ተሳቲፎም።
ንመፈሐምታ እዋን ኣብታ…
ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝተካየደ ብሕታዊ ፀወታ መበል 14 ሰሙን ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ።
ኣብ መይዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ንሃዋሳ ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ፥ 5 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ…
ኣብ ከተማ ኣላማጣ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ዓስራይ መላእ ፀወታታት ስፓርት ትግራይ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 23 ጥሪ ክሳብ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም ብኣሰናዳእነት ከተማ ኣላማጣ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ዓስራይ መላእ ፀወታታት ስፓርት ትግራይ ሎሚ ተዛዚሙ።
ብውድድራት ኦሎምፒክ ሰቲት ሑመራ ብ44 ወርቂ፣ 28 ብሩርን 26 ነሓስን ብድምር ብ98 ሜዳልያታት…
ኣትሌት ሳሙኤል ብሓንቲ ማይል ካልኣይ ቅፅበታዊ ሰዓት ዓመተ 2020 ኣመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ብሓንቲ ማይል ካልኣይ ቅፅበታዊ ዓለም ለኻዊ ሰዓት ዓመተ 2020 ኣመዝጊቡ።
ውድድር ሓንቲ ማይል ውሽጢ ገዛ ትማሊ ኣብ ኣየርላንድ፣ ኣትሎን ተኻይዱ።
ብመሰረት እዚ ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ነቲ ውድድር ብ3 ደቒቓ…
ውድድር ብስክሌት ቱር ለካቲት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ብስክሌት "ቱር ለካቲት" ሽግ ሓርነት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝተጀመረሉ በረኻ ደደቢት ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
ኣብቲ ውድድር ብስክሌት፥ ካብ ቤልጅየም፣ ጀርመንን ኬንያን ዝተወከሉ ተቐዳደምቲ ይሳተፉ ኣለዉ።
ብተወሳኺ ካብ ክልል ደቡብ ወራቤ…
መቐለ 70 እንደርታ ብፋሲል ከነማ ተረቲዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሓደ ፀወታ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር-ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ብፋሲል ከነማ ተረቲዓ።
ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ትግራይ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ጋንታ ሙጂብ ቃሲም ኣብ ልዕሊ መቐለ 70 እንደርታ ብዘቑፀረን ክልተ…