Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ናይ ሎሚ ፀወታታት ኤቨርተን ምስ ሌቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየዱ መበል 15 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኤቨርተን ምስ ሊቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ። ክልቲአን ጋንታታት ሰዓት 9፡30 ደሕሪ ቀትሪ ኢየን ፀወተአን ከካይዳ። ሌቨርፑል ክሳብ ሐዚ ብመሰረት ዝገበሮ…

ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እንትቕፅሉ ምሸት ሰዓት 5፡15 ኣርሰናል ኣብ ኤምሬትስ ስታዲየም ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ሞንጎ እተን ጋንታታት ብፍላይ ከም ኣቆፃፅራ…

ታምራት ቶላ ተዓዋታይ ሽልማት ብሉፅ ኣትሌት ውድድር ካብ ትራክ ወፃእ እዚ ዓመት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ስታዲየም ወፃእ ኣብ ዝግበር ውድድር ጎብለል ጎያያይ እዚ ዓመት ተባሂሉ ተሸሊሙ፡፡ ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ድማ ጎብለል ሰገን ኣትሌት ዓልም እዚ ዓመት ዝብል ሽልማት ከምዝተዓወተት ሓሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም የመላኽት፡፡

ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10፡30 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኣስቶንቪላ ዘተኣናገደት ጋንታ ቼልሲ÷ ብኒኮላስ ጃክሰን፣ ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኮል…

ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብስራት በቀለ ብዘመዝገባ ሸቶ ወላይታ ድቻ እናመርሐት…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ደረሳ ገለታ 2ይ ደረጃ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ተባዕትዮ ደረሳ ገለታ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡ ኬንያዊ ኣትሌት ሴባስቲያን ሳዌ ኣብቲ ውድድር ዝተዓወተ እንትኸውን÷ ካሊእ ኬንያዊ ኣትሌት ዳኒኤል ማቴኮ ሳልሳይ ወፂኡ፡፡…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ውድድራ ንምዝዛም 2 ሰዓት 16 ደቒቕን 49 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ዛዚማ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጥሩዬ መስፍን ሳልሰይቲ…

ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ለንደን ክካየድ ኢዩ።…

ሊቨርፑል ኣብ ውድድራት ቻምፒየንስ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ይመርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓት 5፡00 ለይቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ሪያል ማድሪድ 2 ን 0 ተዓዊቱ። ንጋንታ ሊቨርፑል ማክ ኣሊስተርን ኮዲ ጋክፖን ነተን ሸቶታት ንሕድሕዶም ኣቑፂረሙወን። ጋንታ ሊቨርፑል ክሳብ ሐዚ…

ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፀቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ ሊቨርፑልን ሪያል ማድሪድን ኣብ ኣንፊልድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ሰርቢያዊት ጋንታ ሬድ ስታር ቤልግሬድ ምስ ጀርመናዊት…