Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ክዕወት ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ኒውዮርክ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ክዕወት ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣትሌት ታምራት ኣብ 2023 ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ኒውዮርክ ክብረ ወሰን ብብሕያሽ ምዕዋቱ ይዝከር። ኣብቲ ውድድር ሐዚ አወን ሓዱሽ…

ኣብ ፕሪሚየር  ሊግ እንግሊዝ  ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን  2 ን 0 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን 2 ን 0 ተዓዊቱ። ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ሞሃመድ ሳላህን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት ኢዩ ተዓዊቱ። ሰዓት 11 ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ እቲ ፕሪሚየር ሊግ፥…

ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕዩኡ ኣብ ፓርክ ሓድነት ሎሚ ኣመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ኢያሱ ወሰንን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2024/2025 ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ፉልሃም ፈላማይ ፀወታ መርሃ ግብሪ ውድድር እዚ ዓመት ክገብራ ኢየን። ፅባሕ ድማ፥ ኢፕስዊች ምስ ሊቨርፑል፣ ኣርሰናል…

ንኣትሌት ኮንስታብል ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ 33 ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ልዐል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከተን 5ይ ደረጃ ብመሓዝ ብዲፕሎማ ንዝዛዘመን ኣትሌት ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ሂቡ። በዚ መሰረት ነቲ ኣትሌር መዓርግ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ከምዝተውሃቦ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዝሃባኒ ኣፍልጦን ምስጋናን ተሓጒሰ እየ – ኣትሌት ታምራት ቶላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዝሃባኒ ኣፍልጦን ምስጋናን ተሓጒሰ እየ ክብል ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ብሕታዊት ሜዳሊያ ወርቂ ዘምፀአ ኣትሌት ታምራት ቶላ ገሊፁ። ኣትሌት ታምራት ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ንዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያ ድሕሪ 12 ዓመት ብኣትሌት ኣበባ ኣረጋዊ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2012 ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ኦሎምፒክ ለንደን ንኢትዮጵያ ብ1 ሺሕነ 500 ሜትሮ ዝወከለት ኣትሌት ኣበባ ኣረጋዊ ድሕሪ 12 ዓመት ሜዳሊያኣ ረኺባ። እታ ኣትሌት ቅድሚ 12 ዓመት ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር…

ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ- ኣትሌት ታምራት ቶላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ ክብል ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሎምፒክ ተዓዋትቲ ሜዳሊያ ወርቂ ዝኾነ ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዛሪቡ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ሓዊሱ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 33…

ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ከምእተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣብ ሕውነት ዝተሰረተ ርክብ ብዝበለፀ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ኣምባሳደር ኣርመኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ሳህክ ሳርጊሲያን ጋንታ ስፖርት መቻል ተዘዋዊሮም ርእዮም። ኣብቲ ዑደት፥ ብዛዕባ ጋንታ መቻል ታሪካዊ ኣመፃፅኣ፣ ብዛዕባ…

መዕፀዊ ስነ-ስርዓት ኦሊምፒክ ፓሪስ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕፀዊ ስነ-ስርዓት መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ 80 ሺሕ ተመልከትቲ ኣብ ዘተኣናግድ ብሄራዊ ስታዲየም ስታድ ደ ፍራንስ ሎሚ ምሸት ካብ ሰዓት 4 ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ፡፡ ባንዲራ ኦሊምፒክ ድማ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 መበል 34 ፀወታ…