Fana: At a Speed of Life!

ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ፔ ኤስ ጂ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ጋንታ ፈረንሳይ ዝኾነ ፓሪሴንት ዥርመን (ፔ ኤስ ጂ) ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ኣመራርሓ ክልቲኦም ጋንታታት ኔይማር ንምዝውዋር ብዝገበርዎ ስምምዕ፥ ፒ ኤስ ጂ ካብቲ ዝውውር 86 ሚሊየን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ህፁፅ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 28 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝደንገጎ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘተ ከምዝገብር ተገሊፁ።

ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ ካብ 9 ነሓሰ ጀሚሩ ንዝወሃብ ክታበት ንምዕዋት ልዕሊ 45 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ቫይረስ ኮሮናን መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍደገ ማህፀን ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ወፍሪ "ንከተብ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ  ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብሪሁ። ምክትል ሓላፊ እቲ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤራ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሃማድ ኣል ዶሳሪ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባ ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ኳታር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ከልቲኣዊ…

መበል 19 ስሩዕ ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 ስሩዕ ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ÷ "ከባቢያዊ ፀገማት ኣፍሪካ ንምፍታሕ ዕድላት ምጥቃም፣ ምትሕብባር ምድንፋዕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ…

ምልክታት ዋሕዲ ደም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋሕዲ ደም እኹል ሴል ደም እንትሰኣን ዘጋጥም ዕንቅፋት ጥዕና ኢዩ። ዋሕዲ ደም ዝበሃል እውን÷ መጠን ሂሞግሎቢን ንደቂ ተባዕትዮ ትሕቲ 13 ነጥቢ 5 ግራም/ደሊ ከምኡ እውን ንደቂ ኣንስትዮ ድማ ትሕቲ 12 ግራም/ደሊ ኮይኑ እንትርከብ ምዃኑ ሰብ ሞያ…

ብስራሕቲ ህፁፅ ምክልኻል ግዕዝይና ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብስራሕቲ ህፁፅ ምክልኻል ግዕዝይና ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡ በዓል ሞያ ርክብህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ በለጠ ብርሃኑ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ…

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝውክሉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው÷ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን…

ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ናብ ኣሜሪካ ምኻዶም ንቻይና ኣቖጢዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ዊሊያም ሌይ ናብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ምእታዎም ንቻይና ከምዘቖጠዐ ተገሊፁ። የታይዋን ምክትል ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሌይ አሜሪካ ኒውዮርክ መግባት ቻይናን ክፉኛ ማስቆጣቱ ተሰምቷል፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነቲ ጉዳይ…

ብሓደጋ ትራፊክ 3 ኣባላት ሓደ ስድራ ቤት ሓዊሱ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሚሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ኣባላት ሓደ ስድራ ቤት ሓዊሱ ህይወት ሸዱሽተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ሚሌ 14 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ከተማ ሰመራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ማእኸለወይቲ መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት…