ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍቢሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኣይተ…