ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ አዛብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ዛዕባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ሓበራዊ ዛዕባታትን መብርሂ ሂቦም። ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዚየም ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ታሪካዊ ክብሩ ሓሊዩ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙዚየም ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ታሪካዊ ክብሩ ሓሊዩ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እቲ ሙዚየም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተሃነፁን ኣብ ህንፀት ዘለዉን ፕሮጀክትታት እቲ ዝዓበየ ኢዩ ኢለን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንበጣን ባርኖስን ብዝተዋደደ ኣገባብ ክንከላኸሎ ይግባእ – ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕስለ ኣንበጣን ባርኖስን ብዝተዋደደ ኣገባብ ምክልኻል ከምዝግባእ ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቢሮ ሎሚ ኣብ ዝዘርገሖ ደብዳቤ÷ “ዓንዲ ሑቐ ትግራይ ዝኾኑ መናእሰይ ኣብ ምክልኻልን ዕስለ ኣንበጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን። እቲ ሰነድ ኣብ 1965 ዓ.ም ተፈሪሙ ኣብ ኣገልግሎት ዝፀንሐ እንትኸውን፥ እቲ ስምምዕነት ብምምሕያሽ ክልቲኣዊ ኣገልግሎት መጓዓዚያ ኣየር ንምክያድ ኢየን ተፈራሪመን። መገዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትግራይ ደው ኢሉ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ደው ኢሉ ዝፀንሐ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልከላ ትራንስፖርት ባጃጅ ዝተነበረለን ከተማታት ፅባሕ ግልጋሎት ንኽጅምራ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልከላ ትራንስፖርት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሸከርከርቲ (ባጃጅ) ዝተነበረለን ሽዱሽተ ከተማታት ፅባሕ ስሩዕ ግልጋሎት ትራንስፖርት ንኽጅምራ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፈቒዱ። እቲ እዚ ኣብ ዝሃቦ እዋናዊ ሓበሬታ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሙሓመድ ቢን ኣብዱልከሪም ኣል-ዒሳን (ዶ/ር) ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ብፍላይ ምስ ሃገራት ዓረብ ዘለዋ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ገይሮም። ዋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ መዚ ኢጋድ፣ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት እቲ ትካል፣ ሲቪክ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ዕላማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ። መራሕቲ ሰለስቲአን ሃገራት ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ኣብ በካምፕ ዴቪድ ከምዝራኸቡ ተገሊፁ። እተን ሃገራት ብፍላይ ብቴክኖሎጂን ዓውዲ ምክልኻልን ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 4 ነጥቢ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ፥ ጠንካራ ሰንሰለት ቀረበን ዕዳጋን ብምፍጣር ፅርየቶም ዝሓለዉ እታዎታት በምቕራብ…