ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ9 ኣኼባ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ሻለቃ ዘሪሁን ተፈራ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈለለዩ ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 11 ውልቀ ሰባትን 4 ተሽከርከርቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግቢ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ መንግስቲ ፌዴራል ኣብቲ ክልል ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን መሰረት ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሞንጎ ሩሲያ-ዩክሬን እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ጠጠው ንምባል መሰረት ሰላም ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም፡፡ ንሬውተርስ ፀሪሑ ኣልጄዚራ ከምዝፀብፀቦ÷ ኣፍሪካያን መራሕቲ ዘቕረቡዎ ትልሚ ሰላም ዋላ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ንቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንተጋጣሚታ ቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ እሙሽ ዳንኤል ቅድሚ ዕረፍቲን ድሕሪ ዕረፍቲን ብዘመዝገበን ክልተ ሸቶታት ኢያ ኢትዮጵያ ክትዕወት ክኢላ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሕክምና ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ዞባ ምብራቕ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ናፃ ግልጋሎት ምርመራን ሕክምናን ይህቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ዞባ ምብራቕ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ናፃ ግልጋሎት ምርመራን ሕክምናን እናሃቡ ይርከቡ፡፡ "ጥዕና ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ንሕሉ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተውሃበ ዝርከብ ናፃ ሕክምና÷ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ቻይናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ዙር ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣተዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዙር ተፈተንቲ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣተዉ ኣለዉ። 2ይ ዙር ተፈተንቲ (ተፈጥሮ ሳይንስ) ተምሃሮ ፈተና ናብ ዝወስዱሉ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትማሊ ጀሚሮም እናኣተዉ ይርከቡ፡፡ ፅባሕ ድማ ንተፈተንቲ ገለፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሞሮኮ ኣብ ዓውዲታት ባንኪን ካልኦት ዓውዲታትን ብምትሕብባር ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ኢየ ኢላ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞሮኮ ኣብ ዓውዲታት ባንኪን ካልኦት ዓውዲታትን ብምትሕብባር ምስ ኢትዮጵያ ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ሞሮኮ ኣብ ኢትዮጵያ ኔዛ ኣሎዩ ምሃምዲ ገሊፀን። ኣምባሳደር ኔዛ ኣሎዩ ምሃምዲ፥ ኩለመዳይ ዓውዲታት ምትሕብብባር ክልቲአን ሃገራት ብውፅኢታዊነቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ዳግም ንምጅማር ተምሃርኡ ፀዊዑ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ብሰንኪ ኲናት ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ዳግም ንምጅማር ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ተምሃርኡ ንምዝገባ ፀዊዑ። ብመሰረት እዚ 3ይን ዓመትን ልዕሊኡን ዝኾኖም ስሩዕ ተምሃሮ ቅድመ ምረቓ፣ ኩሎም ተምሃሮ ክፍሊ ሕክምናን…