ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቱርክን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘክእል ዘተ ተኻይዱ Desta Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘክእል ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ቱርክ ካናት ተሚሽ ፖለቲካዊ ልዝብ ገይሮም ገይሮም። ኣብቲ መድረኽ ልዝብ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊ ኣብ ቢሮኦም ተዛቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮ-ኣሜሪካ ንጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ዘትዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ተፈጥሮ ዝጉድኡ ወገናት ንምሕጋዝ 5 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንሓደጋ ተፈጥሮ ተቓላዕቲ ዝኾኑ ወገናት ንምሕጋዝ 5 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሕብረተሰብ ሓደጋ ተፈጥሮ ብምፅዋር ናብ ንቡር ህይወቱ ንኽምለስ ንምኽኣል ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ዘበን ፓርላማ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝነበሩ ኝዱኝተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት…
ቢዝነስ ስርዓት ምርጫ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ ስምምዕነት ገንዘብ 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ Desta Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምርጫ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ ስምምዕነት ገንዘብ 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኢዩ ተፈሪሙ። እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቱርኪን ግብፂን ላሕሊሑ ዝፀንሐ ርክበን ከሕድሳ ኢየን ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪን ግብፂን ላሕሊሑ ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ንምሕዳስ ከምዝተስማዕመዓ ተገሊፁ። እተን ሃገራ ልዑል ደረጃ ዘለዎ ዲፕሎማሲያዊ ዘተ ምሰካየዳ እተን ሃገራት ነናይ ባዕለን ኣምባሳደር ከምዝሾማ እውን ኣልጀዚራ ፀብፂቡ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳትፎ ኢኮኖሚ ዘፈር ውልቀ ዘደንፍዕ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተሳትፎ ኢኮኖሚ ዘፈር ውልቀን ዘደንፍዕ ስራሕ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መድረኽ ዘተ ረቂቕ በጀት 2016 ተረኺቦም ካብ ቀዋሚ ኮሚቴን ህዝቢን ዝተልዓሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ ስራሕ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ጉባኤ ስራሕ ኣፍሪካ ክካየድ ምዃኑ ሚኒስቴር ስራሕን ክልእለትን ኣፍሊጡ። ብብርኪ ኣህጉር ንሳልሳይ ብደረጃ ሃገር ድማ ንፈለማ እዋን ዝካየድ እቲ ጉባኤ÷ ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን፣ ሕብረት ኣፍሪካን ኣፍሪካ ትሬድ ኤሌክትሮኒክስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድሕድ ኩርናዕ እዛ ሃገር ንምሽፋን ዝዓለመ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ ኝኣንጋቶም ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሮም። መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድሕድ ኩርናዕ እዛ ሃገር ንምሽፋን ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ ድማ ገሊፆም። ብተወሳኺ ኣብ ከምዚ ዝበለ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመስመር ኤሌክትሪክ ኢትዮ-ኬንያ 26 ሚሊየን ዩሮ ልቓሕ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ካብ ኢትዮጵያ ክሳብ ኬንያ ብውሽጢ መሬጽ ዝዝርጋኽ መመሓላለፊ መስመር ኤሌክትሪክ ንምዝርጋሕ ዝውዕል 26 ሚሊየን ዩሮ ልቓሕ ኣፅዲቑ። ኣብ ውሽጢ መሬት ዝዝርጋሕ 16 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መስመር ሓይሊ÷ 132 ኪሎ…