Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ኣመራርሓ ውድድርን ስነ-ስርዓትን ፕሪሚየርሊግ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣመራርሓ ውድድርን ስነ-ስርዓትን ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ዝተኻየዱ ግጥማት ሓዊሱ ካልኦት ካብ ዳያኑን ተዓዘብቲን ዝቐረቡሉ ፀብፃባት ድሕሪ ምምርማር ኢዩ…

ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ(ኦኢሲ) ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል  ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም፣ መዳርግቲ…

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ልዝብ ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ልዝብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ልዝብ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ፖለቲካን ሓሳብን ከምኡወን ክፍሊታት…

ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዝሰልጠኑ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብናቪጌሽን፣ ኤሌክትሪሲቲ፣ ኮሙኒኬሽን፣ ኣርማመንትን ካልኦት ሙያታትን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።   ኣብቲ…

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ብዛዕባ ትሕዝቶን ምድላውን ምዕራፍ ክልተ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣባላት ሂበን። በፍላይ መንግስቲ…

ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ- ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ገሊፆም።። ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፥ ንመበል 1 ሺሕን 444 ዓመተ ሂጂራ በዓል ዒድ…

ብሓደጋ ኤሌክትሪክ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ክልል ደቡብን ብሓደጋ ኤሌክትሪክ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ትማሊ ሰዓት…

ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ምስ “ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ምስ ዓለም ለኸ “ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ን ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ”ሃይፈር ፕሮጀክት…

ኢትዮጵያን ህንድን ኣብ ዓውዲ ቡን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ (ዶ/ር) ኣዱኛ ደበላ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሽሪ ሮበርት ዘትዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ህንድን ኣብ ዓውዲ ቡንን ሻሂን ብሓባር ክሰርሓ ዝኽእላሉ ኩነታት ተመያይጦም። (ዶ/ር)…

ኣብ ከተማ ኣምቦ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ከተማ ኣምቦ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ። ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሰባት ጉድኣት ኣካል ከመዘጋጠመ እውን ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ዘጋጠመ እንትኸውን÷ ካብ ኣምቦ ናብ ጉደር…