ዓለም ለኻዊ ዜናታት ‘ኣብ ታሪኽ ዝዓበየ ጉዕዞ ሓጅ’ ኣብ ስዑድ ዓረብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ተጓዓዝቲ ሓጅ እዚ ዓመት ካብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝለዓለ ከምዝኸውንን ‘ኣብ ታሪኽ ዝዓበየ ኮይኑ ከምዝምዝገብን ተሓቢሩ፡፡ ትማሊ ኣብ ሰዑድ ዓረብ መካ ዝተጀመረ ጉዕዞ ሓጅ÷ ተጓዓዝቲ ዓመታዊ ስነ-ስርዓት ልዑል ቁፅሪ ሑጃጃት ብምትእንጋድ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ፎረም ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይን ኢነርጂን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ፎረም ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይን ኢነርጂን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ "ዓወታት ሽቶታ ዘላቂ ልምዓት ምቅልጣፍን ምትግባር ሽቶን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ማይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረተ ልምዓታት ኣቢያተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ ሃገር ለኸ ህዝባዊ ወፍሪ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረተ ልምዓታት ኣቢያተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ መዳርግቲ ኣካላትን ሕብረተሰብን ዘሳተፈ ሃገር ለኸ ህዝባዊ ወፍሪ ከምዘካይድ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሃገር ለኸ ወፍሪ 25 ሰነ 2015 ዓ.ም ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ድሬዳዋ ዝርከቡ ትካላት ቢዝነስ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ኣብ ድሬዳዋ ዝርከቡ ትካላት ቢዝነስ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ትካላት ቢዝነስ÷ ናፃ ዞባ ቢዝነስ ድሬዳዋን ደረቅ ወደብ ድሬዳዋን ሓዊሱ መገጣጠሚ መኪና፣ ጨርቀ መርቂ፣ ፕላስቲክን በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮጵያን ቦትስዋናን ንምጥንኻር ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቦትስዋናን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሙክታር ከድር ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ቦትስዋና ፑሌ ምፖትዌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጂቡቲ ናይ ክብሪ ኒሻን ፖሊስ እታ ሃገር ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ሸሊሙ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጂቡቲ ናይ ክብሪ ኒሻን ፖሊስ እታ ሃገር ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሸሊሙ። ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ካሚል መሃመድ እቲ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ርዳእታ ዘቋረፁ ትካላት ዘቋረፁሉ ምኽንያት ዝበሉዎም ጉዳያት ዘፃሪ ኮሚቴ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ኣቲዩ ኣሎ – መንግስት Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩ ኤስ ኤይድን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ሓገዝ ንግዚኡ ዘቋፁሉ ምኽንያት ዝበሉዎም ጉዳያት ዘፃሪ ኮሚቴ ቴክኒክ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ ኣብ ዝሃበኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩልና ተሓጋጊዝና እንተሰሪሕና ዘይንሳገሮ ብራኸ ድኽነት የለን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩልና ተሓጋጊዝና እንተሰሪሕና ዘይንሳገሮ ብራኸ ድኽነት የለን ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ካልኣይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ወሰን ቃላይ ሃዋሳ ኣጀሚረን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛቲዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎድና ጎድኒ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣብ ክልተኣዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ምዝታዮም ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናዓበያ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ዘሎ ጉድለት ፋይናንስ ንብረት ኣየር ምምላእ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ንዝፈጠሮም ማሕለኻታት ምላሽ ንመሃብ እናዓበያ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ዘሎ ጉድለት ፋይናንስ ንብረት ኣየር ምምላእ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…